መደብ:Translate Tigrinya
ረዳኢ ፡ ድ'ሎኪ ፡ ትብሎ
ብዘይካ ፡ የሱስ ፡ መን ፡ ኣሎኒ
ጠበቓ ፡ ድ'ሎኪ ፡ ትብሎ
ብዘይካ ፡ ኣቦይ ፡ መን ፡ ኣሎኒ
ሓደ ፡ እርምጃ ፡ ኔሩ ፡ ኣባይን ፡ ኣብ ፡ ሞትን
ጣልቃ ፡ ኣትዩ ፡ ድሒኑኒ ፡ ካብ ፡ ሞት ፡ ካብ ፡ ሞት(፪)
መዓስ ፡ ገዲፉኒ ፡ ፍትወይ ፡ ፍትወይ
ሃንደበት ፡ በጺሑኒ ፡ ክጽበያ ፡ ንሞተይ
ጠፊኣ'ያ ፡ ዝብለ ፡ ኣበይ ፡ አሎ ፡ ጸላኢ
ሞተይን ፡ ክጽበን'ዩ ፡ ክብሪ ፡ ኣትዩ ፡ ናብ ፡ ቤተይ
ለካ ፡ ናይ ፡ መጨረሽታ ፡ ፈሊጡ
ናይ ፡ ጸልዓተይ ፡ ፉኸራ ፡ ???
?? ፡ ዝተሓዝኩን ፡ መሲልዎ
ጎይታ ፡ ታሪኸይን ፡ ቀዪርዎ
ክብሪ ፡ ይኹነሉ ፡ ንጐይታይ ፡ ዘላለም
ሓቀኛ ፡ ??? ፡ ከም ፡ ጐይታ ፡ የለን
ናይ ፡ ነፍሰይ ፡ መድሓኒት ፡ ካብ ፡ ክፉእ ፡ ???
ስሙን ፡ ክውድስ'የ ፡ መሊሰ ፡ መሊሰ
ኣብ ፡ ክፉእ ፡ ግዜ ፡ መን'ዩ ፡ እሞ ፡ ከምኡ
ቀልጢፉ ፡ ዘናገፍ ፡ ሃንደበት ፡ በጺሑ
ዘወጽእ ፡ ዘድሕን ፡ መን'ዩ ፡ ??ኩም
ብመዝሙረይ ፡ ንኡ ፡ ክነግርዎ
ምስ ፡ ተወድእን ፡ ?? ፡ ኢየሱስ'ዩ
ካብ ፡ ሞት ፡ ጥፍኣት ፡ ዘድሕን ፡ ፈታወይ'ዩ
ብጥዑም ፡ ቃላት ፡ ክብሪ ፡ ክስዋእሉ
ምሥጋና ፡ ዕልልታ ፡ ንኡ ፡ ይኹነሉ
በምድብ «Translate Tigrinya» ውስጥ የሚገኙ ገጾች
ይኸው መደብ የሚከተለውን መጣጥፍ ብቻ አለው።