ረዲኡኒ (Redi'uni) - ዮናታን ፡ ኣብርሃምን ፡ ሶስና ፡ ሳሙኤልን

From WikiMezmur, the free amharic mezmur lyrics database.
ዘልለው ለመሔድ፦ የማውጫ ቁልፎች, ፍለጋ
ዮናታን ፡ ኣብርሃምን ፡ ሶስና ፡ ሳሙኤልን
(Yonatan and Sosna)

Lyrics.jpg


(6)

ንቓልኻ ፡ ተጊህካሉ
(Nqalka Tegihkalu)

ዓ.ም. (Year): ፳ ፻ ፭ (2013)
ቁጥር (Track):

(4)


ሌሎች ፡ የአልበሙ ፡ መዝሙሮች
(Other Songs in the Album)
የዮናታን ፡ ኣብርሃምን ፡ ሶስና ፡ ሳሙኤልን ፡ አልበሞች
(Albums by Yonatan and Sosna)

እተን ዝሓለፋ ኩለን ዓመታተይ
ንሰን ይዛረባ ረድኤት ኣምላኸይ
እተን ዝሓለፋ ኩለን ዓመታተይ
ባዕለን ይዛረባ ረድኤት ኣምላኸይ

'ተን ዝመጽኣ እወ ኩለን ዓመታተይ
ንሰን ይመስክራ ረድኤት ኣምላኸይ
'ተን ዝመጽኣ እወ ኩለን ዓመታተይ
ባዕለን ይመስክራ ረድኤት ኣምላኸይ

(ረዲኡኒ)3 ሓይሊ ሂቡ ኣበርቲኡ ኣቒሙኒ
(ባዕለይ ኣይብጻሕኩን ኣብዚ)8

(ኣነሞ ይእመን ኣለኹ)4
(ኣነ'ሲ ይእመን ኣለኹ)4
(ባዕለይ ኣይብጻሕኩን ኣብዚ)4

ሪኤዮ'የ ክድግፍ ኩሉ ነገር ንሰናየይ
ሪኤዮ'የ ክድግፍ ኩሉ ነገር ንሰናየይ

(ንሰናየይ እህህ ንሰናየይ
ንሰናየይ ክድግፍ ንሰናየይ)2


ገለ ኸም ዚጨንቆ ሰብ ዘይተገልግሎ
በይኑ መሪሑኒ ኣብ ጎነይ ኮይኑኒ
ገለ ኸም ዚጨንቆ ሰብ ዘይተገልግሎ
በይኑ መሪሑኒ ኣኣብ ጎነይ ኮይኑኒ


(ረዲኡኒ)3 ሓይሊ ሂቡ ኣበርቲኡ ኣቒሙኒ
(ባዕለይ ኣይብጻሕኩን ኣብዚ)4


እቲ ፈታዊየይ ስሙ ይኽበረለይ(2)
እቲ መፍቃሪየይ ስሙ ይኽበረለይ(2)
ኣብ ድኻም ብርታዐይ ስሙ ይኽበረለይ
ኣብ ውድቐት ዓወተይ ስሙ ይኽበረለይ

ስሙ ይኽበረለይ(8)

ሪኤዮ'የ ክድግፍ ኩሉ ነገር ንሰናየይ
ሪኤዮ'የ ክድግፍ ኩሉ ነገር ንሰናየይ

(ንሰናየይ እህህ ንሰናየይ
ንሰናየይ ክድግፍ ንሰናየይ)2