ንኣኻ'የ ፡ ዘምልኽ (N'aka'ye Zemlik) - ዮናታን ፡ ኣብርሃምን ፡ ሶስና ፡ ሳሙኤልን

From WikiMezmur, the free amharic mezmur lyrics database.
ዘልለው ለመሔድ፦ የማውጫ ቁልፎች, ፍለጋ
ዮናታን ፡ ኣብርሃምን ፡ ሶስና ፡ ሳሙኤልን
(Yonatan and Sosna)

Lyrics.jpg


(6)

ንቓልኻ ፡ ተጊህካሉ
(Nqalka Tegihkalu)

ዓ.ም. (Year): ፳ ፻ ፭ (2013)
ቁጥር (Track):

(3)


ሌሎች ፡ የአልበሙ ፡ መዝሙሮች
(Other Songs in the Album)
የዮናታን ፡ ኣብርሃምን ፡ ሶስና ፡ ሳሙኤልን ፡ አልበሞች
(Albums by Yonatan and Sosna)

ካብ ፡ መዓር ፡ ይጥዕም ፡ ይምቕር ፡ ኣብ ፡ ኣፈይ
ስምካ ፡ ምስ ፡ ጸዋዕኩን ፡ ይሕድስ'ዩ ፡ ሓይለይ/2/

ሰትየ ፡ ዝረውየሉ ፡ ምንጪ ፡ ኣይኒ ፡ ማየይ
ስለዚ'የ ፡ መመሊሰ ፡ ዝብለካ ፡ የሱሰይ
ጽኑዕ ፡ ግንበይ ፡ ኢኻ ፡ መልሕቅ ፡ ናይ ፡ ሂወተይ
ስለዚ'የ ፡ ደጋጊመ ፡ ዝብለካ ፡ የሱሰይ

ኦ ፡ ኩሉ ፡ ግዜ ፡ እባርኾ ፡ ንስምካ
ኦ ፡ ኩሉ ፡ ግዜ ፡ እባርኾ ፡ ንስምካ/2/

ሓይለይ'ዩ ፡ ስምካ ፡ ንዓይ ፡ ሂወተይ
ክብረይ'ዩ ፡ ስምካ ፡ ስልማተይ/2/

ንዓኻ'የ ፡ ዘምልኽ ፡ ንዓኻ'የ ፡ ዝሰግድ
ንዓኻ'የ ፡ ዘምልኽ ፡ ንዓኻ'የ ፡ ዝሰግድ

ዕብየትካ ፡ እናርኤኩ
ሓይልኻ ፡ እናርኤኩ
ግርማኻ ፡ እናርኤኩ

ዕብየትካ ፡ እናርኤኩ
ሓይልኻ ፡ እናርኤኩ
ስልጣንካ ፡ እናርኤኩ

ልዕሊ ፡ ኩሉ ፡ ኣስማት ፡ ኣዝዩ ፡ ክብ ፡ ዝበለ
ኣብ ፡ ሰማይ ፡ ኣብ ፡ ምድሪ ፡ በይኑ ፡ ዝገነነ
ልዕሊ ፡ ኩሉ ፡ ኣስማት ፡ ኣዝዩ ፡ ክብ ፡ ዝበለ
ኣብ ፡ ሰማይ ፡ ኣብ ፡ ምድሪ ፡ በይኑ ፡ ዝሰልጠነ

መለኾታዊ ፡ ሥም ፡ ዝገዝእ ፡ አብ ፡ ኩሉ
ሓይሊ ፡ ምልኪለ'ዎ ፡ መን ፡ ዘይምብርክኸሉ
መለኾታዊ ፡ ሥም ፡ ዝመልኽ ፡ አብ ፡ ኩሉ
ሓይሊ ፡ ምልኪለ'ዎ ፡ መን ፡ ዘይግዝኣሉ

ኦ ፡ ኩሉ ፡ ግዜ ፡ እባርኾ ፡ ንስምካ
ኦ ፡ ኩሉ ፡ ግዜ ፡ እባርኾ ፡ ንስምካ/2/

ሓይለይ'ዩ ፡ ስምካ ፡ ንዓይ ፡ ሂወተይ
ክብረይ'ዩ ፡ ስምካ ፡ ስልማተይ/2/

ንዓኻ'የ ፡ ዘምልኽ ፡ ንዓኻ'የ ፡ ዝሰግድ
ንዓኻ'የ ፡ ዘምልኽ ፡ ንዓኻ'የ ፡ ዝሰግድ

ዕብየትካ ፡ እናርኤኩ
ሓይልኻ ፡ እናርኤኩ
ግርማኻ ፡ እናርኤኩ

ዕብየትካ ፡ እናርኤኩ
ሓይልኻ ፡ እናርኤኩ
ስልጣንካ ፡ እናርኤኩ