ክሳብ ሕጂ ዝጾራኒ (Ksab Heji Zxorani) - ዮናታንን ሶሱናን

From WikiMezmur, the free amharic mezmur lyrics database.
ዘልለው ለመሔድ፦ የማውጫ ቁልፎች, ፍለጋ
ዮናታንን ሶሱናን
(Yonatan and Sosna)

Lyrics.jpg


(Volume)

ኣይትምርመርን
(Aytmrmern)

ቁጥር (Track):

(4)

ርዝመት (Len.): 5:01
ሌሎች ፡ የአልበሙ ፡ መዝሙሮች
(Other Songs in the Album)
የዮናታንን ሶሱናን ፡ አልበሞች
(Albums by Yonatan and Sosna)

ማዕበል ሞት ኣየፍርሃንን ነድሪ ኣኽራን ኣየስጠመንን
ብማእከል ሓዊ ሓሊፈ ሃልሃልታ ኣይህሙኸንን
ርእያ ዘደንቕ ሳህልኻ ከምእትቀርብ ካብ ትንፋሳ
ሳላኻ ደው ኢላ ተመስግን [ካብሰዓርቲ በሊጻ] /4

ክሳብ ሕጂ ዝጾራኒ ብሩኻት ኣእዳውካ
ክሳብ ሕጂ ዝተሰከማኒ ብሩኻት ኣእዳውካ
ኣየ 'ቲ ትዕግስትኻ እዋይ ምሕረት ለውሃትካ
እናዳ ተደነቕኩ እባርኸካ ጎይታ አመስግነካ
ንስኻስ ምስጋናይ ኢኻ

ብጓሂ ተኪዘ ይመጽእ ኣብ ትሕቲ እግርኻ ይወድቕ
ድንጋጽካ ኣይተኸልከለንን ብትርኢት ገጽካ ይጸግብ
'ታ ሃረርታ ትሑታት እትሰምዖ ንልቦም'ውን ተበርትዖ
ውሉደይ ኢልካ ደጊፍካኒ [ምጽንናዕካ ከቢብካኒ] /4

ክሳብ ሕጂ ዝጾራኒ...

ብልዕልናኻ ንረድኤተይ ኣብ ሰማያት ዝተወጣሕካ
ጸበባ ድነሞት ሰጊረ ተጸይረ ኣብ ኣእዳውካ
ኣዚዩ ንምእማኑ ዘሸግር ኩነታት ኣሳጊርካይ
'ታ ንሞት ዝተፈርደት ሂወተይ [እንሆ ትዝምረልካ] /4