ሕጂ ኢያ መዓልቲ ምድሓን (Heji Eya Mealti Mdhan) - ዮናታንን ሶሱናን

From WikiMezmur, the free amharic mezmur lyrics database.
ዘልለው ለመሔድ፦ የማውጫ ቁልፎች, ፍለጋ
ዮናታንን ሶሱናን
(Yonatan and Sosna)

Lyrics.jpg


(Volume)

ኣይትምርመርን
(Aytmrmern)

ቁጥር (Track):

(3)

ርዝመት (Len.): 6:19
ሌሎች ፡ የአልበሙ ፡ መዝሙሮች
(Other Songs in the Album)
የዮናታንን ሶሱናን ፡ አልበሞች
(Albums by Yonatan and Sosna)

ሎሚ ጽባሕ ኣይትበል ንየሱስ ተቐበል
ግዜ ምሕረት ከሎ የርክበሉ ኣይትበል
[ብየሱስ ዝኣመነ ኩነኔ የብሉን
ናይ ዘልኣለም ሞት'ውን ከቶ ኣይፍረዶን] /2

ሕጂ'ያ እወ ሕጂ'ያ
ሕጂ'ያ እታመዓልቲ ምድሓን ሕጂ'ያ

ባህ ኣይብለንን ትብለሉ ከይመጸ
ክፉእ መዓልትታት ድማ ከይቀረበ
[ንሰብ ሓንሳብ ሞት'ያ ድሕሪኡ'ውን ፍርዲ
ሞት ቆጸራ የብሉን ተቀበሎ ሕጂ] /2

ሕጂ'ያ እወ ሕጂ'ያ...

መጻኢ ሂወትካ ኣብ ኢድካ ኣይኮነን
ጽባሕ ኣይናትካንኢያ ንጽባሕ ኣይትበል
እታ መዓልቲ ምድሓን ከየምለጠትካ
ወሲንካ ተቐበል ሕጂ ነቲ ዝሞተልካ
እታ መዓልቲ ምድሓን ከየምለጠትካ
ወሲንካ ተቐበል ሕጂ ንየሱስ ከም ጐይታኻ

ሕጂ'ያ እወ ሕጂ'ያ...

ሓጢያትካን መርገምካን ወሲዱ ዝሞተ
ምእንታኻ ክብል'ዩ ሲኦል ዝወረደ
[ግዜ ከሎ ሕጂ ግዜ ኣይትጸበ
ደሓር ከይትጠዓስ ኢየሱስ ምስመጸ] /2

ሕጂ'ያ እወ ሕጂ'ያ...