እንታይ ክንብል ኢና 'ሞ (Entay Kinbl Ena 'mo) - ዮናታንን ሶሱናን

From WikiMezmur, the free amharic mezmur lyrics database.
ዘልለው ለመሔድ፦ የማውጫ ቁልፎች, ፍለጋ
ዮናታንን ሶሱናን
(Yonatan and Sosna)

Lyrics.jpg


(2)

ኣይትምርመርን
(Aytmrmern)

ዓ.ም. (Year): 2001
ቁጥር (Track):

፲ ፩ (11)

ርዝመት (Len.): 7:10
ሌሎች ፡ የአልበሙ ፡ መዝሙሮች
(Other Songs in the Album)
የዮናታንን ሶሱናን ፡ አልበሞች
(Albums by Yonatan and Sosna)

ብጀካ በደልናን ሓጢኣትናን
ንፈልጦ ኣይነበረን ናይ ርእስና
ምሕረትካ ግን ብዘይልክዕ ኣኽቢሩና
ዘይተጸበናዮ ዓቢ ህዝቢ ጌሩና [ክብሪ ጌሩልና] /2

ማእለያ ዘይብሉ እቲ ክቡር ውህበትካ
ኣባና ኣብኣቕሓ መሬት ኣቀሚጥካ
ጸጋኻስ ኣባና ክትገልጾ ፈቲኻ
ክብርኻስ ብኣና ክትገልጾ ፈቲኻ

እንታይ ክንብልኢና'ሞ ክበረልና
እንታይ ክንብልኢና'ሞ ንገሰልና

ብባህሪና ጥፉኣትን ውሉድ ቁጠዓን
ህዝቢ ዘይነበርና ህዝብኻ ኮይንና
መንግስትን ካህናትን ክንኮነልካ
ነዚ መዲብካና ቀደም [ንምስጋናኻ] /2

ማእለያ ዘይብሉ እቲ ክቡር ውህበትካ
ኣባና ኣብ ኣቕሓ መሬት ኣቀሚጥካ
ጸጋኻስ ኣባና ክትገልጾ ፈቲኻ
ክብርኻስ ብኣና ክትገልጾ ፈቲኻ

ማእለያ ዘይብሉ...
እንታይ ክንብልኢና'ሞ ክበረልና...

ንማያት ካብ ማያት ትፈሊ
ስልጡን ስልጡን ኣምላኽ ኢኻ
ኣብ ማእከል ደበና ኮንካ
ሰማያት'ውን ከም መጋረጃ
ስልጡን ስልጡን ኣምላኽ ኢኻ
ብዘይ ዓንዲ ደው ኣቢልካዮ ኢኻ
ዘልኣለም ከይትናወጽ ኢልካ
ስልጡን ስልጡን ኣምላኽ ኢኻ
ምድሪ ብዘይ መሰረት ኣጽኒዕካያ ኢኻ

ስልጡን ስልጡን ኣምላኽ ኢኻ /4
ኣብ ስራሕካ ኣይትጋገን ኢኻ
ኩሉ ፍጥረትካ ይምስክረልካ
ኣብ ስራሕካ ኣይትጋገን ኢኻ
ተግባር ኣእዳውካ ይምስክረልካ

እንታይ ክንብልኢና'ሞ ክበረልና...

ዓበይቲ ተግባራት ትገብር
ስልጡን ስልጡን ኣምላኽ ኢኻ
ኣብ ልዕሊ ኩሉ በይንኻ ትገዝእ
ብመዓልቲ ጸሓይ ኣስልጢንካ
ስልጡን ስልጡን ኣምላኽ ኢኻ
ወርሕን ከዋኽብትን ብለይቲ ኣቑምካ
መዓልቲ ናትካ'ያ ለይቲ'ውን
ስልጡን ስልጡን ኣምላኽ ኢኻ
ንኹሉ ብግህዶ ፈጢርካ

ስልጡን ስልጡን ኣምላኽ ኢኻ...

እንታይ ክንብልኢና'ሞ ክበረልና...