የሱስ ፡ ጐይታዩ (Yesus Goytayu) - ዮናታንን ፡ ሶስናን

From WikiMezmur: Mezmur Lyrics
Jump to: navigation, search
ዮናታንን ፡ ሶስናን
(Yonatan and Sosna)

Lyrics.jpg


(5)

አገሪሙኒ
(Asgeramuni)

ዓ.ም. (Year): ፳ ፻ ፪ (2011)
ቁጥር (Track):

(1)


ሌሎች ፡ የአልበሙ ፡ መዝሙሮች
(Other Songs in the Album)
የዮናታንን ፡ ሶስናን ፡ አልበሞች
(Albums by Yonatan and Sosna)

ይእውጅ ኣለኹ የሱስ እዩ ጎይታ ኣብዚ ቦታ
ይእውጅ ኣለኹ የሱስ እዩ ጎይታ ኣብዛ ምድሪ

የሱስ ጎይታ'ዩ ጎይታ/4/
የሱስ ኣብ ሰማይ ጎይታ , የሱስ ኣብ ምድሪ ጎይታ
የሱስ ኣብ ላዕሊ ጎይታ, የሱስ ኣብ ታሕቲ ጎይታ
የሱስ ኣብ ቤተይ ጎይታ, የሱስ ኣብ ልዕለይ ጎይታ

ጎይታዩ እብል ኣለኹ/4/
ጎይታ ጎይታ /4/

ኣብቲ የሱስ በይኑ ጎይታ ዝኾነሉ ቦታ
ኣብቲ የሱስ በይኑ ጎይታ ዝኾነሉ ስፍራ
ሓርነት ኣሎ /3/
ኣብቲ ኣብቲ የሱስ በይኑ ጎይታ ዝኾነሉ ቦታ
ኣብቲ የሱስ በይኑ ጎይታ ዝኾነሉ ስፍራ
ምንጋፍ ኣሎ/3/

እቲ ብርቱዕ ኣምላኽ ጎይታ
እቲ መስፍን ሰላም ጎይታ
እቲ ትንሳኤ ንጉስ ጎይታ
ናይ ይሁዳ ኣንበሳ ጎይታ
እቲ ጥሃሲ ጎይታ
ንሞት ስዓሪ ጎይታ

ጎይታ'ዩ እብል ኣለኹ ጎይታ'ዩ እብል ኣለኹ

ንጎይትነቱ እስኪ ይዘመር
ንጎይትነቱ እስኪ ይሸብሸብ
ንጎይትነቱ እስኪ ይዘለል
ንጎይትነቱ እስኪ ይጨብጨብ

ኣምልኽ ኣምልኽ ጥራይ ንኣምላኽካ
ያሪኮ ፈሪሱ ክትርኢዮ ኢኻ
ዘምር ዘምር ጥራይ ንኣምላኽካ
ያሪኮ ፈሪሱ ክትርኢዮ ኢኻ
ዓልል ዓልል ጥራይ ንኣምላኽካ
ያሪኮ ፈሪሱ ክትርኢዮ ኢኻ
ዝለል ዝለል ጥራይ ንኣምላኽካ
ያሪኮ ፈሪሱ ክትርኢዮ ኢኻ
ፈሪሱ ክትርኢዮ ኢኻ /8/

ንኣምላኸይ ከምልኽ ኢለ ሓደ ምስ በልኩ
ክልተ ምስበልኩ, ሰለስተ ምስበልኩ, ኣርባዕተ ምስበልኩ, ሓሙሽተ ምስበልኩ
ሽድሽተ ምስበልኩ, ሸውዓተ ምስበልኩ
ያሪኮ ፈሪሱ /8/