ምስጢር ፡ ዓወተይ (Mstir Awetey) - ዮናታንን ፡ ሶስናን

From WikiMezmur, the free amharic mezmur lyrics database.
ዘልለው ለመሔድ፦ የማውጫ ቁልፎች, ፍለጋ
ዮናታንን ፡ ሶስናን
(Yonatan and Sosna)

Lyrics.jpg


(5)

አገሪሙኒ
(Asgeramuni)

ዓ.ም. (Year): ፳ ፻ ፪ (2011)
ቁጥር (Track):

(2)


ሌሎች ፡ የአልበሙ ፡ መዝሙሮች
(Other Songs in the Album)
የዮናታንን ፡ ሶስናን ፡ አልበሞች
(Albums by Yonatan and Sosna)

ኩነታተይ ከምዘለዎ ይጽናሕ ኣየቋርጽን ንዓኻ ካብ ምምላኽ
ነገራተይ ከምዘለዎ ይጽናሕ ኣየቋርጽን ንዓኻ ካብ ምምላኽ
ሕቶታተይ ከምዘለዎ ይጽናሕ ኣየቋርጽን ንዓኻ ካብ ምምላኽ
ኣየቋርጽን ንዓኻ ኻብ ምምላኽ /4

ከምልኽ ክሰግድ ከለኹ ኣብ ውሻጠይ
ኣብ ኣደባባይ ማይ ከምዝብተን በተኖም ጸላእተይ
ከመስግን ክዝምር ከለኹ ኣብ ውሻጠይ
ኣብ ኣደባባይ ማይ ከምዝብተን በተኖም ጸላእተይ

ምስጢር ዓወተይ እዚ’ዩ ነቲ ቀዳማይ ምስ ገበርክዎ ቀዳማይ
ብትን ብትን በሉ ጸላእተይ ካብ ዙርያይ ኩሎም ዘጽበቡለይ
ምስጢር ዓወተይ እዚ’ዩ ነቲ ቀዳማይ ምስ ገበርክዎ ቀዳማይ
ግልል ግልል በሉ ጸላእተይ ካብ ዙርያይ ኩሎም መጨነቅተይ

ኣነ ዘይተጸበኽዎ ዘገርም ግብሪ ምግባርዩ ልማድካ /4
ሓድሽ ነገር ምግባር ልማድካ ዝኾነ
ዘይተለምደ ምግባር ልማድካ ዝኾነ
ዘይክኣል ምኽኣል ልማድካ ዝኾነ

ዓይኒ ዘይረኣየቶ እዝኒ ዘይሰምዓቶ
ኣብ ልቢ ዘይተሓስበ ኢዩ ዘሎኒ ኣነ

ውሬታ እግዚኣብሔርዩ ልበይ ዝኸበዶ
ፍቅሪ እግዚኣብሔርዩ ልበይ ዝኸበዶ
ምሕረት እግዚኣብሔርዩ ልበይ ዝኸበዶ

ከምዚ ተበልኩዴ ከመይ ኢለየ ዝገልጾ
ከምቲ ተበልኩዴ ከመይ ኢለየ ዝገልጾ

እንተ ዘመርኩዴ ከመይ ኢለየ ዝገልጾ
እንተ ሸብሸብኩዴ ከመይ ኢለየ ዝገልጾ
እንተ ዘለልኩዴ ከመይ ኢለየ ዝገልጾ
እንተ ዓለልኩዴ ከመይ ኢለየ ዝገልጾ