ኣምሊጣ (Amlita) - ዮናታንን ፡ ሶስናን

From WikiMezmur, the free amharic mezmur lyrics database.
ዘልለው ለመሔድ፦ የማውጫ ቁልፎች, ፍለጋ
ዮናታንን ፡ ሶስናን
(Yonatan and Sosna)

Lyrics.jpg


(5)

ኣገሪሙኒ
(Asgeramuni)

ዓ.ም. (Year): ፳ ፻ ፪ (2011)
ቁጥር (Track):

(5)


ሌሎች ፡ የአልበሙ ፡ መዝሙሮች
(Other Songs in the Album)
የዮናታንን ፡ ሶስናን ፡ አልበሞች
(Albums by Yonatan and Sosna)

ከመይከ ዘይዝምር ንኽብሩ ዘይስዕስዕ
ብሩህ መጻኢየይ እናረኣኹ እሕጎስ

ኣብ ቅድመይ ዘለዎ (ዘመን)
ሕሉፈይ ዝኽሕስ (ዘመን)
ሕሉፈይ ዝኽሕስ

ማንም ኣብ ዘይረኽባ ሰማያዊት ስፍራ
ኣብ የማን ኣምላኻ ነፍሰይ ተሰዊራ
ተሰዊራ ኣላ /8/

ኣምሊጣ /4/
ኣምሊጣ ወጺኣ'ያ
መፈንጠራ ተበትከ ነፍሰይ ኣምሊጣ'ያ /2/

ነፍሰይ ከም ዑፍ ካብ መፈንጠራ ሃዳናይ ኣምሊጣ /2/
መፈንጠራ ተበትከ ነፍሰይ ኣምሊጣ'ያ

ከም ቃልካ ሴርካዮ ኣርዑት ናይ ጨቛኒ
ምልኽት ጌርካለይ ክፉእ ከይረኽበኒ
ከይረኽበኒ /8/

ደምካ'ዩ መምለጢ ኾይኑኒ
ደምካ'ዩ ሓርነት ሂቡኒ
ደምካ'ዩ ዕዳይ ኸፊሉዎ
ደምካ'ዩ ኣርዑተይ ሴሩዎ

መኽፈት ኣፈይ እዩ ምስጋናኻ
ኣንጊሄ እባርኸካ
ትርጉም ሂብካዮ ንምንባረይ
ሂበካ ኩሉ ዘመነይ

ኣንጊሄ ኣምሲየ ክበር'የ ዝብለካ
ኣይሓልፋን መዓልተይ ከይጸዋዕኩ ስምካ
'ታ ዘምለጠት ነፍሰይ ከየምለኸትካ
ኣይትሕለፍ መዓልተይ ከይቀደስኩ ስምካ
ካብቲ ጸላኢየይ ብኣኻ እንድየ ኣምሊጠ
ኩለን ዕለታተይ ከምልኸካ እየ

ደጊም ከይቁረን በርዑት ባርነት
ነጻ ኣውጺኻኒ ሂብካ ሓርነት
ተፈጸመ ኢልካ ኩሉ ፈጺምካ
ተሴሩ ኣርዑተይ ኣምሊጠ በቃ ኣምሊጠ በቃ