መምለጢ ፡ ኮይኑኒ (Memleti Koynuni) - ዮናታን ፡ ኣብርሃምን ፡ ሶስና ፡ ሳሙኤልን

From WikiMezmur, the free amharic mezmur lyrics database.
ዘልለው ለመሔድ፦ የማውጫ ቁልፎች, ፍለጋ
ዮናታን ፡ ኣብርሃምን ፡ ሶስና ፡ ሳሙኤልን
(Yonatan and Sosna)

Lyrics.jpg


(Volume)

ኣሰራርሓኻ ፡ ፍሉይ
(Aserarhaka Fluy)

ቁጥር (Track):

(1)


ሌሎች ፡ የአልበሙ ፡ መዝሙሮች
(Other Songs in the Album)
የዮናታን ፡ ኣብርሃምን ፡ ሶስና ፡ ሳሙኤልን ፡ አልበሞች
(Albums by Yonatan and Sosna)

ብምሉእ ልበይ ብምሉእ ነፍሰይ
ብምሉእ ሓይለይ ብኹሉንትናይ
ከምልኾ'የ ነቲ [ዝሞተለይ] /2
ዋጋ ከፊሉ [ዝዓደጋ ነፍሰይ] /2
ከምልኾ'የ ነቲ [ዝሞተለይ] /2
ደሙ ከፊሉ [ዝተበጀዋ ነፍሰይ]/2

ናይ ሞት መልኣኽ ቤተይ ከይኣቱ
መምለጢ ኮይኑኒ ምልክት ናይ ደሙ
ደሙ ሰጊሩ መን ከይሓልፈኒ
ኪዳኑ ጽኑዕ'ዩ 'ቲ ናይ ደም ሓይሊ
ደሙ ኣብ ልዳተይ'ዩ መን ከይረኽበኒ
ኪዳኑ ጽኑዕ'ዩ 'ቲ ናይ ደም ሓይሊ

መምለጢ ኮይኑኒ መምለጢ
መምሎቒ ኮይኑኒ መምሎቒ
መህደሚ ኮይኑኒ መህደሚ
ክቡር ደሙ ህያው ደሙ መምለጢ ኮይኑኒ
ጻድቕ ደሙ ቅዱስ ደሙ መምሎቒ ኮይኑኒ

ደጊም መርገም ጥንቆላ ድግምቲ
ኣባይ ኣይሰርሕ'ዩ ጌሩለይ'ዩ መምሎቒ
[ዋጋ ከፊሉ ናቱ ጌይሩኒ
ዓሌት ኣምላኽ'የ ኣሎኒ ዘርኢ] /2

መምለጢ ኮይኑኒ መምለጢ
መምሎቒ ኮይኑኒ መምሎቒ
መህደሚ ኮይኑኒ መህደሚ
ክቡር ደሙ ህያው ደሙ መምለጢ ኮይኑኒ
ጻድቕ ደሙ ቅዱስ ደሙ መምሎቒ ኮይኑኒ

ማሕላ ሞትን ሲኦልን ኣፍሪሱ
ሓይሎምን ብልሖምን ኩሉ ከንቱ ጌይሩ
[ብደሙ ሓዲስ ኪዳን ከፊቱ
ህይወት ሂቡኒ ህይወት ምስትርፉ] /2

መምለጢ ኮይኑኒ መምለጢ
መምሎቒ ኮይኑኒ መምሎቒ
መህደሚ ኮይኑኒ መህደሚ
ክቡር ደሙ ህያው ደሙ መምለጢ ኮይኑኒ
ጻድቕ ደሙ ቅዱስ ደሙ መምሎቒ ኮይኑኒ

ብምሉእ ልበይ ብምሉእ ነፍሰይ
ብምሉእ ሓይለይ ብኹሉንትናይ
ከምልኾ'የ ነቲ [ዝሞተለይ] /2
ዋጋ ከፊሉ [ዝዓደጋ ነፍሰይ] /2
ከምልኾ'የ ነቲ [ዝሞተለይ] /2
ደሙ ከፊሉ [ዝተበጀዋ ነፍሰይ]/2