ኣሰራርሓኻ ፡ ፍሉይ (Aserarhaka Fluy) - ዮናታን ፡ ኣብርሃምን ፡ ሶስና ፡ ሳሙኤልን

From WikiMezmur, the free amharic mezmur lyrics database.
ዘልለው ለመሔድ፦ የማውጫ ቁልፎች, ፍለጋ
ዮናታን ፡ ኣብርሃምን ፡ ሶስና ፡ ሳሙኤልን
(Yonatan and Sosna)

Lyrics.jpg


(Volume)

ኣሰራርሓኻ ፡ ፍሉይ
(Aserarhaka Fluy)

ቁጥር (Track):

(6)

ርዝመት (Len.): 6ː46
ሌሎች ፡ የአልበሙ ፡ መዝሙሮች
(Other Songs in the Album)
የዮናታን ፡ ኣብርሃምን ፡ ሶስና ፡ ሳሙኤልን ፡ አልበሞች
(Albums by Yonatan and Sosna)

ኣሰራርሓኻ ፡ ፍሉይ(፪)
ኣሰራርሓኻ ፡ ፍሉይ
ኣሰራርሓኻ ፡ ፍሉይ(፪)
ኣሰራርሓኻ ፡ ፍሉይ(፪)

የለን ፡ ከማኻ ፡ ዝበለ ፡ ኣምላኽ
የለን ፡ ከማኻ ፡ ዝበለ ፡ ንጉሥ
የለን ፡ ከማኻ ፡ ዝበለ ፡ ሓያል
የለን ፡ ከማኻ ፡ ዝበለ ፡ ስልጡን
የለን(፱)

ሞይታ ፡ እንተበሉኻ ፡ ደቂሳ'ላ ፡ ትብሎም
ኣቤት ፡ ኣሰራርሓኻ(፪)
ዘይከም ፡ ናይ ፡ ሰብ ፡ ፍሉይ'ዩ ፡ ቋንቋኻ
ኣቤት ፡ ኣሰራርሓኻ(፪)
ናይ ፡ ሰብ ፡ መወእዳታ ፡ ናትካ ፡ መጀመርታ
ኣቤት ፡ ኣሰራርሓኻ(፬)

ኣሰራርሓኻ ፡ ፍሉይ(፪)
ኣሰራርሓኻ ፡ ፍሉይ
ኣሰራርሓኻ ፡ ፍሉይ(፪)
ኣሰራርሓኻ ፡ ፍሉይ(፪)

የለን ፡ ከማኻ ፡ ዝበለ ፡ ኣምላኽ
የለን ፡ ከማኻ ፡ ዝበለ ፡ ንጉሥ
የለን ፡ ከማኻ ፡ ዝበለ ፡ ሓያል
የለን ፡ ከማኻ ፡ ዝበለ ፡ ስልጡን
የለን(፱)

ብቲ'ሎ ፡ ክብሉኻ ፡ ብዚ ፡ ደበኽ ፡ ትብሎም
ኣቤት ፡ ኣሰራርሓኻ(፪)
ምትሃት'ዩ ፡ ክብሉኻ ፡ ዘይተለምደ ፡ ርኢዮም
ኣቤት ፡ ኣሰራርሓኻ(፪)
ኣሰርካ ፡ አይፍለጥን ፡ ኣከያይድኻ
ኣቤት ፡ ኣሰራርሓኻ(፬)

ኣሰራርሓኻ ፡ ፍሉይ(፪)
ኣሰራርሓኻ ፡ ፍሉይ
ኣሰራርሓኻ ፡ ፍሉይ(፪)
ኣሰራርሓኻ ፡ ፍሉይ(፪)

የለን ፡ ከማኻ ፡ ዝበለ ፡ ኣምላኽ
የለን ፡ ከማኻ ፡ ዝበለ ፡ ንጉሥ
የለን ፡ ከማኻ ፡ ዝበለ ፡ ሓያል
የለን ፡ ከማኻ ፡ ዝበለ ፡ ስልጡን
የለን(፱)

ንቑጽ ፡ ዓጻጽምቲ ፡ ኮይኑ ፡ ዓቢ ፡ ጭፍራ
ኣቤት ፡ ኣሰራርሓኻ(፪)
ዓይኒ ፡ ማይ ፡ ጌርካዮ ፡ ደረቕ ፡ ምድረበዳ
ኣቤት ፡ ኣሰራርሓኻ(፪)
መን ፡ ይበጽሖ ፡ ኣሰራርሓኻ
እወ ፡ ኣሰራርሓኻ ፡ ኣቤት ፡ ኣሰራርሓኻ(፫)

ኣሰራርሓኻ ፡ ፍሉይ(፪)
ኣሰራርሓኻ ፡ ፍሉይ
ኣሰራርሓኻ ፡ ፍሉይ(፪)
ኣሰራርሓኻ ፡ ፍሉይ(፪)

የለን ፡ ከማኻ ፡ ዝበለ ፡ ኣምላኽ
የለን ፡ ከማኻ ፡ ዝበለ ፡ ንጉሥ
የለን ፡ ከማኻ ፡ ዝበለ ፡ ሓያል
የለን ፡ ከማኻ ፡ ዝበለ ፡ ስልጡን
የለን(፱)

ፍሉይ(፬)
ፍሉይ ፡ ኣሰራርሓኻ ፡ ፍሉይ
ፍሉይ ፡ ኣሰራርሓኻ ፡ ፍሉይ
ፍሉይ ፡ ኣሰራርሓኻ ፡ ፍሉይ
ፍሉይ ፡ ኣሰራርሓኻ ፡ ፍሉይ(፰)