መንበርየይ (Menberiyey) - ዮናታን፣ ሶሱና

From WikiMezmur, the free amharic mezmur lyrics database.
ዘልለው ለመሔድ፦ የማውጫ ቁልፎች, ፍለጋ
ዮናታን፣ ሶሱና
(Yonatan and Sosna)

Lyrics.jpg


(Volume)

አልበም
(Aserarehakha feluy)

ዓ.ም. (Year): 2008
ቁጥር (Track):

(3)

ርዝመት (Len.): 6:09
ሌሎች ፡ የአልበሙ ፡ መዝሙሮች
(Other Songs in the Album)
የዮናታን፣ ሶሱና ፡ አልበሞች
(Albums by Yonatan and Sosna)

መንበሪየይ ኢኻ ኣሃኣሃ መንበሪየይ ኢኻ ሃ /2
መንበሪየይ ኢኻ ኣሃ መንበሪየይ ኢኻ ሃሌሉያ /2

ትርጉም ምንባረይ ንስኻ ኢኻ /4
ምንባረይ ፈትየዮ ሳላኻ ምንባረይ ፈትየዮ ሳላኻ /2

ኣታ ኩሉ ከኣሊ ኮንካኒ ኢኻ መጽለሊ
ኣታ ኩሉ ከኣሊ ኮንካኒ ኢኻ መዕረፊ
ኣታ ኩሉ ከኣሊ ኮንካኒ ኢኻ መዕቆቢ
ኣታ ኩሉ ከኣሊ ኮንካኒ ኢኻ መንበሪ

ዘልኣለማውያን ቀላጽምካ ደጊፈናኒ ኣለዋ
ዘልኣለማውያን ቀላጽምካ የዕሪፈናኒ ኣለዋ

ጐይታ ሳላኻ'ዩ ካባኻ ዝተላዕለ'ዩ
ናብራይ ጥዒሙ ናብራይ ጥዒሙ
ናብራይ ጥዒሙ ሃሌሉያ

ከምዚ ስለ ዝኾንኩ ከምቲ ስለ ዝኾንኩ
ብሓይልን ብክእለትን ኣይኮንኩን'የ ዘለኹ
ብምሕረት ዓቢ ኣምላኽ ተንብረኒ ኣሎኻ
ቀለበይ ኮይኑ ኣሎ ካብ ብሩኻት የእዳውካ

ዘልኣለማውያን ቀላጽምካ ደጊፈናኒ ኣለዋ
ዘልኣለማውያን ቀላጽምካ የዕሪፈናኒ ኣለዋ