እግዚኣብሔር ዝበሎ (Egziabhier zbelo) - ዮናታን፣ ሶሱና

From WikiMezmur, the free amharic mezmur lyrics database.
ዘልለው ለመሔድ፦ የማውጫ ቁልፎች, ፍለጋ
ዮናታን፣ ሶሱና
(Yonatan and Sosna)

Lyrics.jpg


(Volume)

አልበም
(Aserarehakha feluy)

ዓ.ም. (Year): 2008
ቁጥር (Track):

(2)

ርዝመት (Len.): 6:29
ሌሎች ፡ የአልበሙ ፡ መዝሙሮች
(Other Songs in the Album)
የዮናታን፣ ሶሱና ፡ አልበሞች
(Albums by Yonatan and Sosna)

እግዚኣብሄር ዝበሎ እሱ'ዩ ዝኸውን /4

[ንሓሶት ሰይጣን ከይሰምዖ እዝነይ ሓቲመ'የ
ዝበሎ ከምዝገብሮ ኣምላኸይ ይኣምኖ'የ] /2
ኣምላኸይ ከይሕሱ ከም ሰብ ኣይኮነን
ከይጠዓስ ድማ ወዲ ሰብ ኣይኮነን
ኣይኮነን ኣይኮነን ኣይኮነን /2

[ኣምላኸይ ከምቲ ዝበሎ'ምበር ብዕድለይ ኣይነብርን
ኣምላኸይ ከምቲ ዝበሎ'ምበር ብኣጋጣሚ ኣይነብርን] /2
እግዚኣብሄር ዝበሎ እሱ'ዩ ዝኸውን /4

[ሰብከ ተጨኒቑ ኣብልዕሊ ቁመቱ
እንታይ ዝውስኾ እንታይ'ከ ኣሎ'ዩ] /2
ብኣምላኽካ ጽናዕ ልብኻ ኣይሸበር
እሱ'ዩ ዝፍጸም ሓሳብ እግዚኣብሄር
እግዚኣብሄር እግዚኣብሄር እግዚኣብሄር /2

[ኣምላኸይ ከምቲ ዝበሎ'ምበር ብዕድለይ ኣይነብርን
ኣምላኸይ ከምቲ ዝበሎ'ምበር ብኣጋጣሚ ኣይነብርን] /2
እግዚኣብሄር ዝበሎ እሱ'ዩ ዝኸውን /4

እግዚኣብሄር ዝበሎ እሱ'ዩ ዝኸውን /4

[ካብ ምድላይ ኣይኮነን ወይ ካብ ብዝሒ ምጉያይ
ኣሜን ምባል'ዩ ፍቓዱ ምጽባይ] /2
ምስኡ ምስምማዕ ዝመስልዎ የለን
ምኽሩ ብዘይፍልጠት ዘጸልምቶ የለን
የለን የለን የለን የለን ከቶ የለን
የለን የለን የለን የለን ከቶ የለን

[ኣምላኸይ ከምቲ ዝበሎ'ምበር ብዕድለይ ኣይነብርን
ኣምላኸይ ከምቲ ዝበሎ'ምበር ብኣጋጣሚ ኣይነብርን] /2

እግዚኣብሄር ዝበሎ እሱ'ዩ ዝኸውን /4