ብቀደሙ ተወኪለካ (Bqedemu tewekileka) - ዮናታን፣ ሶሱና

From WikiMezmur, the free amharic mezmur lyrics database.
ዘልለው ለመሔድ፦ የማውጫ ቁልፎች, ፍለጋ
ዮናታን፣ ሶሱና
(Yonatan and Sosna)

Lyrics.jpg


(Volume)

አልበም
(ዋ!)

ዓ.ም. (Year): 2008
ቁጥር (Track):

(10)

ርዝመት (Len.): 4:35
ሌሎች ፡ የአልበሙ ፡ መዝሙሮች
(Other Songs in the Album)
የዮናታን፣ ሶሱና ፡ አልበሞች
(Albums by Yonatan and Sosna)

ብቀደሙስ ተወኪለካ'ንድየ
ብቀደሙስ ተደጊፈካ እንድየ
ብቀደሙስ ተጸጊዔካ እንድየ
ብቀደሙስ ተመኪሔልካ እንድየ
[ንሓይልኻ ተኣማሚነዮ ንኽእለትካ ተኣማሚነዮ
ንስልጣካ ተኣማሚነዮ ንቅልጽምካ ተኣማሚነዮ] /2

ሓይሎም ብኣኻ ዝኾነ [ኩሉግዜ] /3 እባርኹኻ ኣሃ
ሓይሎም ብኣኻ ዝኾነ [ኩሉግዜ] /3 እውድሱኻ ኣሃ

ንመን ምስኣሕፈርካ'ሞ ክሓፍር
ንዘኽብሩኻ ተኽብር
ጻድቕ ተሓዲጉ ዘርኡ ክልምን
የለን ኣይተጻሕፈን ኣይረኤኹን
ኣይተሐፍርን ኢኻ ኣይተሐፍርን /4

ስምካ ኮይኑኒ'ሎ መዕቆቢ ገዳም
በቲ እኩይ ከይትንከፍ መታን
ኣብ ማእከል ጸላእተይ እገዝእ
ከም ሽደን ኣንበሳ እተብዕ
ኣይተሐፍርን ኢኻ ኣይተሐፍርን /4

ብቀደሙስ ተወኪለካ'ንድየ
ብቀደሙስ ተደጊፈካ እንድየ
ብቀደሙስ ተጸጊዔካ እንድየ
ብቀደሙስ ተመኪሔልካ እንድየ
[ንሓይልኻ ተኣማሚነዮ ንኽእለትካ ተኣማሚነዮ
ንስልጣካ ተኣማሚነዮ ንቅልጽምካ ተኣማሚነዮ] /2


ሓይሎም ብኣኻ ዝኾነ [ኩሉግዜ] /3 እባርኹኻ ኣሃ
ሓይሎም ብኣኻ ዝኾነ [ኩሉግዜ] /3 እውድሱኻ ኣሃ