ኣይነበር (Ayneber) - ዮናታን፣ ሶሱና

From WikiMezmur, the free amharic mezmur lyrics database.
ዘልለው ለመሔድ፦ የማውጫ ቁልፎች, ፍለጋ
ዮናታን፣ ሶሱና
(Yonatan and Sosna)

Lyrics.jpg


(Volume)

አልበም
(Aserarehakha feluy)

ዓ.ም. (Year): 2008
ቁጥር (Track):

(9)

ርዝመት (Len.): 6:02
ሌሎች ፡ የአልበሙ ፡ መዝሙሮች
(Other Songs in the Album)
የዮናታን፣ ሶሱና ፡ አልበሞች
(Albums by Yonatan and Sosna)

ናይ ዘልኣለም ህይወት ቃል ኣሎካ
ናበይ ክኸይድ'የ እሞ ካባኻ
ምርጫይ እዚ'ዩ ንዘልኣለም
ካብ ቤትካ ወጻእስ ኣይነበር
ኣይነበር /6

ስጉምትታትይ ኩሉ ኣብ ኣሰርካ
ካልኢስ ኣይደልን ክፍለ ካባኻ
ስጉምትታትይ ይኹን ኣብ ኣሰርካ
ደቂቕ ኣይደልን ክፍለ ካባኻ
ኣይደልን ክፍለ ካባኻ
ኣይረክብን ደልየ'ውን ከማኻ
ኣይደልን ክፍለይ ካባኻ
ኣይረክብን የሱሰይ ከማኻ

ነፍሰይሲ እምብዛ እምብዛ ፈትያትካ
ኣይደልን ኣይፍለን ኢላ ካባኻ
[ትጠብቕ ኣላ ኣላ ብድሕሬኻ
ትጠብቕ ኣላ ብድሕሬኻ] /2

ምሳኻ ምዃን'ዩ ነፍሰይ ዕረፍታ
ኣብ ቅድሚ ገጽካ'ዩ ዕጋበት
ብርክኽ ትብል ክትዓርፍ ካብ ጻዕራ
መሊኣ ትትስእ ብምስጋና
ብምስጋና /6

ስጉምትታትይ ኩሉ ኣብ ኣሰርካ
ካልኢስ ኣይደልን ክፍለ ካባኻ
ስጉምትታትይ ይኹን ኣብ ኣሰርካ
ደቂቕ ኣይደልን ክፍለ ካባኻ
ኣይደልን ክፍለ ካባኻ
ኣይረክብን ደልየ'ውን ከማኻ
ኣይደልን ክፍለይ ካባኻ
ኣይረክብን የሱሰይ ከማኻ

ነፍሰይሲ እምብዛ እምብዛ ፈትያትካ
ኣይደልን ኣይፍለን ኢላ ካባኻ
[ትጠብቕ ኣላ ኣላ ብድሕሬኻ
ትጠብቕ ኣላ ብድሕሬኻ] /2

ካብ ሽሕ መዓልቲ ኣብ ደምበ ረሲኣን
ኣብ ቤትካ ይሕሸኒ ምሳኻ ምዃን
ካባኻ ዘይኮነስ ኣይኹነኒ
ንምሉእ ዘመነይ ይትረፈኒ
ይትረፈኒ /6


ስጉምትታትይ ኩሉ ኣብ ኣሰርካ
ካልኢስ ኣይደልን ክፍለ ካባኻ
ስጉምትታትይ ይኹን ኣብ ኣሰርካ
ደቂቕ ኣይደልን ክፍለ ካባኻ
ኣይደልን ክፍለ ካባኻ
ኣይረክብን ደልየ'ውን ከማኻ
ኣይደልን ክፍለይ ካባኻ
ኣይረክብን የሱሰይ ከማኻ

ነፍሰይሲ እምብዛ እምብዛ ፈትያትካ
ኣይደልን ኣይፍለን ኢላ ካባኻ
[ትጠብቕ ኣላ ኣላ ብድሕሬኻ
ትጠብቕ ኣላ ብድሕሬኻ] /2