ዘሎኒ ፡ ሰላም’ዛ ፡ ዓለም ፡ ኣይትህብን (Zeloni Selamza Alem Aytheben)

From WikiMezmur, the free amharic mezmur lyrics database.
ዘልለው ለመሔድ፦ የማውጫ ቁልፎች, ፍለጋ
ሌሎች ፡ የድሮ ፡ መዝሙሮች
(Other Classic Mezmur Lyrics)

ዘሎኒ ፡ ሰላም’ዛ ፡ ዓለም ፡ ኣይትህብን
ክረኽቦ ፡ ካብኣ ፡ ኣይክእልን
ግን ፡ ዝዓበየ’ዩ ፡ ፍቕሪ ፡ ናይ ፡ ጎይታይ
ሓይሉ ፡ መንፈሰይ ፡ ይትንኪ
ቃንዛ ፡ ልበይ ፡ ወሲዱ ፡ ሰላም ፡ ሂቡኒ
ፍጹም ፡ ህላውነቱ ፡ የሐጉሰኒ
ዘሎኒ ፡ ሰላም’ዛ ፡ ዓለም ፡ ኣይትህብን
ክረኽቦ ፡ ካብኣ ፡ ኣይክእልን