ዮናታን አብርሃም ፡ ሶሱና ሳሙኤል (Yonathan and Sosuna mezmur 2018)

From WikiMezmur, the free amharic mezmur lyrics database.
ዘልለው ለመሔድ፦ የማውጫ ቁልፎች, ፍለጋ

https://www.youtube.com/watch?v=72XitGN89HM

ሌሎች ፡ የድሮ ፡ መዝሙሮች
(Other Classic Mezmur Lyrics)

ኣሎ እምበር ንስኻ ምሳይ ምሳይ፤ ጽኑዕ እዮ ብኣኻ ልበይ፡ ተኣማሚነ´የ ዝወጽእ ክመልስ ንምርኮይ
ኣሎ እምበር ንስኻ ምሳይ ምሳይ፤ ጽኑዕ እዮ ብኣኻ ልበይ፡ ተኣማሚነ´የ ዝወጽእ ህርክስ´ዮ ዓወተይ

ኣብ ምድረበዳ ነብሰይ ክልምልም ምህላውካ´ዮ ናይ ሂወተይ ቱርጉም x2
ተለኻ ምሳይ ኩሉ ደሓን´ዮ ዝሞተ ነገረይ ትንፋስ ይሰቁዕ ኢዮ፣ ሂወት ይሰርሕ´ዮ x2

በረኸተይ´ዮ ዚብሎ፣ ተባሪኸንዴ ዚብሎ፣ ዓንደቢቡኒ ዚብሎ፣ መሊኡለይ´ዮ ዚብሎ

ምሳይ ክትሁሉ ከለኻ፣ ምሳይ ክትከዉን ብኽብሪ ንስኻ x2

ፈዊስካዮ ምንጪ ዓይኒ ማያተይ ምምካን ኣብቂዑ ካዕበት ኮይኑ ፍቕረይ x2
ምምጻእ ናትካ´ዮ መርበበይ ዚመልኦ ትለይቲ ዘድከመኒ ኣቤሎ ሲኢነዮ x2

ማንም ተዘየለ ኣብ ዙርያይ ኣብ ትቓይ፣ ምህላው ናትካ ክንድኹሉ´ዮ ንዓይ
ማንም ተዘየለ ብየማነይን ጸጋመይን ፣ ምህላው ናትካ ክንድኹሉ´ዮ ንዓይ

ጹቡቕ ንምግባር ዘይቲስልኪ፣ ሰናይ ንምግባር ዘይቲዱንጊ x2

ሰናይ ሰናይ ሰናይ ሰናይ
ሰናይ ሰናይ ኢኻ ንዓይ x2

ነቶም ዝደልዮኻ ሰናይ፣ ንዝጽበዮኻ ሰናይ፣ ንዝቕበሉኻ ሰናይ፥ ንዝእመኑኻ ሰናይ x2

ምሳይ ተልኻ ኩሎ ጽቡቕዮ ኣይፍለጠንን´ዩ መንእዮ ጎዲሉ
ምሳይ ተልኻ ኩሎ ደሓንዩ ኣይፍለጠንን´ዩ መንእዮ ጎዲሉ

ትርኢት ናይ ገጽካንድዩ ነብሰይ ጽጋባ ስለዚንድዩ ልበይ ዎርተት ዝደልየካ x2

ጹቡቕ ንምግባር ዘይቲስልኪ፣ ሰናይ ንምግባር ዘይቲዱንጊ x2

ሰናይ ሰናይ ሰናይ
ሰናይ ሰናይ ሰናይ ኢኻ ንዓይ x2

ነቶም ዝደልዮኻ ሰናይ፣ ንዝጽበዮኻ ሰናይ፣ ንዝቕበሉኻ ሰናይ፥ ንዝእመኑኻ ሰናይ x2