ወሕዚ ፡ ጸጋ ፡ ኣሎኒ (Wehzi Tsega Aloni)

From WikiMezmur: Mezmur Lyrics
Jump to: navigation, search
ሌሎች ፡ የድሮ ፡ መዝሙሮች
(Other Classic Mezmur Lyrics)

፩) ወሕዚ ፡ ጸጋ ፡ ኣሎኒ (፫x) ኣብ ፡ ልበይ
    ወሕዚ ፡ ጸጋ ፡ ኣሎኒ (፫x) ኣብ ፡ ልበይ፡

፪) ዘልኣለም ፡ ህይወት ፡ ኣሎኒ (፫x) ኣብ ፡ ልበይ
    ዘልኣለም ፡ ህይወት ፡ ኣሎኒ (፫x) ኣብ ፡ ልበይ

፫) ወሕዚ ፡ ሰላም ፡ ኣሎኒ (፫x) ኣብ ፡ ልበይ
    ወሕዚ ፡ ሰላም ፡ ኣሎኒ (፫x) ኣብ ፡ ልበይ

፬) ወሕዚ ፡ ፍቕሪ ፡ ኣሎኒ (፫x) ኣብ ፡ ልበይ
    ወሕዚ ፡ ፍቕሪ ፡ ኣሎኒ (፫x) ኣብ ፡ ልበይ

፭) ዘልኣለም ፡ ርስቲ ፡ ኣሎኒ (፫x) ኣብ ፡ ሰማይ
    ዘልኣለም ፡ ርስቲ ፡ ኣሎኒ (፫x) ኣብ ፡ ሰማይ

፮) ዝባርኽ ፡ ጐይታ ፡ ኣሎኒ (፫x) ኣብ ፡ ሰማይ
    ዝባርኽ ፡ ጐይታ ፡ ኣሎኒ (፫x) ኣብ ፡ ሰማይ

፯) ዝፍውስ ፡ ኣምላኽ ፡ ኣሎኒ (፫x) ኣብ ፡ ሰማይ
   ዝፍውስ ፡ ኣምላኽ ፡ ኣሎኒ (፫x) ኣብ ፡ ሰማይ

፰) ዘስተምህር ፡ ኣምላኽ ፡ ኣሎኒ (፫) ኣብ ፡ ሰማይ
   ዘስተምህር ፡ ኣምላኽ ፡ ኣሎኒ (፫) ኣብ ፡ ሰማይ