ፀጋኻ ፡ ሃበኒ ፡ ኣብርሃኒ ፡ ፀጋኻ ፡ ሃበኒ ፡ ጎይታይ ፀጋኻ ፡ ሃበኒ ፡ ኣብርሃኒ ፡ ኣብርሃኒ ፡ ክሳዕ ፡ ግዜ ፡ ምጽኣትካ እዝምር ፡ ሃሌሉያ ፡ እዝምር ፡ ሃሌሉያ ፡ እዝምር ፡ ሃሌሉያ ፡ ንጉሥ ፡ ነገሥት እዝምር ፡ ሃሌሉያ (፫) ፡ ንየሱስ