ተጠንቐቓ ፡ ኣዒንቲ ፡ ብትርእይኦ (Tetenqheqha Aeinti Betreiyio)

From WikiMezmur, the free amharic mezmur lyrics database.
ዘልለው ለመሔድ፦ የማውጫ ቁልፎች, ፍለጋ
ሌሎች ፡ የድሮ ፡ መዝሙሮች
(Other Classic Mezmur Lyrics)

፩) ተጠንቀቓ ፡ ‘ዒንቲ ፡ ብትርእይኦ (፪x)
    ኣቦይ ፡ ካብ ፡ ላዕሊ ፡ ይርኢ ፡ ንታሕቲ ፡ ተጠንቀቓ
    ’ዒንቲ ፡ ብትርእይኦ

፪) ተጠንቀቓ ፡ ኣእዛን ፡ ብትሰምዕኦ (፪x)
    ኣቦይ ካብ ፡ ላዕሊ፡ ይርኢ ንታሕቲ፡ ተጠንቀቓ
    ኣእዛን ፡ ብትሰምዕኦ

፫) ተጠንቀቓ ፡ ኣእዳው ፡ ብትሰርሕኦ (፪x)
    ኣቦይ ፡ ካብ ፡ ላዕሊ ፡ ይርኢ ፡ ንታሕቲ ፡ ተጠንቀቓ
    ኣእዳው ፡ ብእትሰርሕኦ (፪x)

፬) ተጠንቀቒ ፡ ልሳን ፡ ብትዛረብዮ (፪x)
    ኣቦይ ካብ ላዕሊ፡ ይርኢ ንታሕቲ፡ ተጠንቀቒ
    ልሳን ብትዛረብዮ

፭) ተጠንቀቓ ፡ ኣእጋር ፡ ብትኸድኦ (፪x)
   ኣቦይ ካብ ላዕሊ ፡ ይርኢ ፡ ንታሕቲ ፡ ተጠንቀቓ
   ኣእጋር ፡ ብትኸድኦ