ተማሪኹ ፡ ልበይ ፡ ብዓኻ (Temariku Lbey B'aka)

From WikiMezmur, the free amharic mezmur lyrics database.
ዘልለው ለመሔድ፦ የማውጫ ቁልፎች, ፍለጋ
ሌሎች ፡ የድሮ ፡ መዝሙሮች
(Other Classic Mezmur Lyrics)

ክንደይ'ከ ፡ ይጽብቕ ፡ 'ቲ ፡ ትርኢትካ
ገጽካ ፡ የንጸባርቕ ፡ ንዝረኣየካ ፡ ንዝረኣየካ
ኣእጋርካ ፡ ከም ፡ ኣብ ፡ ሓጐዶ ፡ ዝረሰነ ፡ ኣስራዚ'ዩ
ኣዒንቲኻውን ፡ ከም ፡ ሃልሃልታ ፡ ሓዊ'ዩ

ተማሪኹ ፡ ልበይ ፡ ብዓኻ
መሲጥካዮ ፡ ውኖይ ፡ ንስኻ
ተማሪኹ'ሎ ፡ ልበይ(፬) ፡ ብዓኻ
ተመሲጡ'ሎ ፡ ውኖይ ፡ ውኖይ ፡ ቀልበይ ፡ ምሳኻ(፪)