ሰንደቕ ፡ ዕላማ ፡ ናይ ፡ መስቀል (Sendeqh Elama Nay Mesqel)

From WikiMezmur, the free amharic mezmur lyrics database.
ዘልለው ለመሔድ፦ የማውጫ ቁልፎች, ፍለጋ
ሌሎች ፡ የድሮ ፡ መዝሙሮች
(Other Classic Mezmur Lyrics)

፩) ብወተሃደራት ፡ ኣምላኽ ፡ ክዝርጋሕ ፡ ተዋህበ ፡ ሰንደቕ ፡ ዕላማ
   ከም ፡ ብጅዋት ፡ ኬንና ፡ እናዘመርና ፡ ክብ ፡ ነብል ፡ ዕላማና

ተደጋሚንቕድሚት (፪x) ፡ ስለ ፡ የሱስ ፡ ኩሉ ፡ ንሕደግ
ንኸነንግሶ ፡ ንጋደል ፡ ኣብ ፡ ትሕቲ ፡ መስቀል ፡ ክርስቶስ

፪) እቲ ፡ ጸላኢ ፡ ከም ፡ ማዕበል’ተመጸ ፡ ዕላማና ፡ ይዘርጋሕ
   ወትሃደራት ፡ ናይ ፡ ኣምላኽና ፡ ኬንና ፡ ብሓቂ ፡ ኣይንዘንጋዕ

ተደጋሚንቕድሚት (፪x) ፡ ስለ ፡ የሱስ ፡ ኩሉ ፡ ንሕደግ
ንኸነንግሶ ፡ ንጋደል ፡ ኣብ ፡ ትሕቲ ፡ መስቀል ፡ ክርስቶስ

፫) ቲ ፡ ኽብሪ ፡ ክጅምር ፡ ይቐርብ ፡ ኣሎ ፡ ቀልጢፉ ፡ ‘ናገስገሰ
   ኣብ ፡ ቅድሚ ፡ ንጉስና ፡ ጸላኢ ፡ ጠፍኤ ፡ ዕላማ ፡ ኣንበልበለ

ተደጋሚንቕድሚት (፪x) ፡ ስለ ፡ የሱስ ፡ ኩሉ ፡ ንሕደግ
ንኸነንግሶ ፡ ንጋደል ፡ ኣብ ፡ ትሕቲ ፡ መስቀል ፡ ክርስቶስ

፬) ኣብ ፡ ምድሪ ፡ ኣብ ፡ ባሕሪ ፡ ሰብ ፡ ዝዛረቦ ፡ ጽቡቕ ፡ ብስራት ፡ ንገር
   ስለ ፡ ቐይሕ ፡ ቀለማ ፡ ቀልጥፍ ፡ ኣውጅ ፡ ኣምላኽ ፡ እናጸውዔ

ተደጋሚንቕድሚት (፪x) ፡ ስለ ፡ የሱስ ፡ ኩሉ ፡ ንሕደግ
ንኸነንግሶ ፡ ንጋደል ፡ ኣብ ፡ ትሕቲ ፡ መስቀል ፡ ክርስቶስ