ሰንበት ፡ ኮይኑ ፡ ተሓጒሰ (Senbet Koynu Tehaguse)

From WikiMezmur, the free amharic mezmur lyrics database.
ዘልለው ለመሔድ፦ የማውጫ ቁልፎች, ፍለጋ
ሌሎች ፡ የድሮ ፡ መዝሙሮች
(Other Classic Mezmur Lyrics)

፩) ሰንበት ፡ ኮይኑ ፡ ተሓጒሰ
   ናብ ፡ ቤት ፡ ኣምላኽ ፡ ክኸይድ
   ባህ ፡ ኢሉኒ’ውን ፡ ክውድስ
   ንኣብ ፡ ወልድ ፡ መንፈስ ፡ ቅዱስ
 
፪) ንዑ ፡ ምሳይ ፡ ናብ ፡ ቤት ፡ ኣምላኽ
   ኣብኡ’ሎ ፡ ሓጎስ ፡ ደስታ
   ዘበን ፡ ጸጋ ፡ ሓላፊ’ዩ
   ቀልጥፉ ፡ ኣይንዘንጋዕ