ርድኣና ፡ ርድኣና (Redeana Redeana)

From WikiMezmur, the free amharic mezmur lyrics database.
ዘልለው ለመሔድ፦ የማውጫ ቁልፎች, ፍለጋ
ሌሎች ፡ የድሮ ፡ መዝሙሮች
(Other Classic Mezmur Lyrics)

፩) ፍቓድካ ፡ ከምቲ ፡ ኣብ ፡ ሰማያትካ
   ከምኡ ፡ ድማ ፡ ኣብ ፡ ምድርና ፡ ይኹን
   ካብ ፡ ሓሳዊ ፡ ትምህርቲ ፡ ሓልወና
   ማና ፡ ናይ ፡ ሰማያትካ ፡ መግበና

ተደጋሚ፦ ርድኣና ፡ ርድኣና ፡ ብጸጋኻ ፡ መድሕነና
ኣዕቁበና ፡ ኣዕቁበና ፡ በኽናፍካ ፡ ዕርድና
ካብ ፡ ሓሳዊ ፡ ትምህርቲ ፡ ሓልወና
ማና ፡ ናይ ፡ ሰማያትካ ፡ መግበና

፪) ርእስና ክንመርሕ ኣይንኽእልን፡
   ሓመድን ሓሙኹሽትን’ውን ኢና፡
   ጽድቅና ከም ጽዩቕ ጨርቂ ኢዩ፡
   ዓቕሚ ኣእምሮና’ውን ሕሉል ኢዩ።

ተደጋሚ፦ ርድኣና ፡ ርድኣና ፡ ብጸጋኻ ፡ መድሕነና
ኣዕቁበና ፡ ኣዕቁበና ፡ በኽናፍካ ፡ ዕርድና
ካብ ፡ ሓሳዊ ፡ ትምህርቲ ፡ ሓልወና
ማና ፡ ናይ ፡ ሰማያትካ ፡ መግበና

፫) ኣብ ክፉእ ግዜ ኢና ዘሎና
   ዎ ፡ ጎይታ ፡ ምሕረትካ ፡ ዘርግሓልና
   ገጽካ ፡ ምርኣይ ፡ መታን ፡ ከኽእለና
   ህይወትና ፡ መታን ፡ ክቕደስ ፡ ርድኣና

ተደጋሚ፦ ርድኣና ፡ ርድኣና ፡ ብጸጋኻ ፡ መድሕነና
ኣዕቁበና ፡ ኣዕቁበና ፡ በኽናፍካ ፡ ዕርድና
ካብ ፡ ሓሳዊ ፡ ትምህርቲ ፡ ሓልወና
ማና ፡ ናይ ፡ ሰማያትካ ፡ መግበና

፬) ኣይትፍራህ ፡ እመን ፡ ደኣ ፡ ይብለኒ
   ህይወት ፡ ምስ ፡ ተረፉ ፡ ክህበኒ
   ቅዱስ ፡ ቃሉ ፡ ኣብ ፡ ልበይ ፡ ከንብረለይ
   ኣብ ፡ ዓለም ፡ ዘሎ ፡ ዝፈጠረ ፡ ንኣይ

ተደጋሚ፦ ርድኣና ፡ ርድኣና ፡ ብጸጋኻ ፡ መድሕነና
ኣዕቁበና ፡ ኣዕቁበና ፡ በኽናፍካ ፡ ዕርድና
ካብ ፡ ሓሳዊ ፡ ትምህርቲ ፡ ሓልወና
ማና ፡ ናይ ፡ ሰማያትካ ፡ መግበና