ቅዱስ ፡ መጽሓፍ (Qedus Metsehaf)

From WikiMezmur: Mezmur Lyrics
Jump to: navigation, search
ሌሎች ፡ የድሮ ፡ መዝሙሮች
(Other Classic Mezmur Lyrics)

፩) ቅዱስ ፡ መጽሓፍ ፡ ኣምላኽና ፡ ናተይ ፡ ክቡር ፡ መዝገበይ
   ናተይ ፡ ክትነግር ፡ ነቲ ፡ ፍጥረተይ ፡ ምስ ፡ ኩነታተይ

፪) ከይኩብልል ፡ ትገንሓኒ ፡ መድሓኒ ፡ ተርእየኒ
   ናተይ ፡ እግረይ ፡ ንምምርራሕ ፡ ክትፈርድን ፡ ክትመርሕን

፫) ንኣይ ፡ ከተጸናንዕ ፡ ንመንፈሰይ ፡ ክትባርኽ
   ተርኢ ፡ ብህያው ፡ እምነት፡ ሰብ ፡ ኣብ ፡ ሞት ፡ ከም ፡ ዝዕወት

፬) ገላጽ ፡ መጻኢ ፡ ሓጎስ ፡ ኣብቲ ፡ ቦታ ፡ ቕዱሳን
   ቅዱስ ፡ መጽሓፍ ፡ ኣምላኽና ፡ ናተይ ፡ ክቡር ፡ መዝገበይ