ንኡስ ፡ እየ ፡ ዎ ፡ የሱስይ (Neus Eye Wo Yesusey)
From WikiMezmur: Mezmur Lyrics
|
|
ሌሎች ፡ የድሮ ፡ መዝሙሮች (Other Classic Mezmur Lyrics)
|
|
፩) ንኡስ ፡ እየ ፡ ው ፡ የሱሰይ ፡ ሓይለይ’ውን ፡ ደኻሚ
ክይትዕዝመኒ ፡ ዓለም ፡ ሕድርኻ ፡ ርድኣኒ
፪) ዕሸል ፡ እየ ፡ ዎ ፡ መድሓነይ ፡ ዕድመይ’ውን ፡ መንእሰይ
ከይትዕዝመኒ ፡ ዓለም ፡ ህድርክእ ፡ ርድኣኒ
|