ንጽሊ ፡ ኣሎና (Netsli Alona)

From WikiMezmur: Mezmur Lyrics
Jump to: navigation, search
ሌሎች ፡ የድሮ ፡ መዝሙሮች
(Other Classic Mezmur Lyrics)

፩) ንጽሊ ፡ ኣሎና ፡ ስምዓና ፡ ዎ ፡ ኣምላኽ
   ልብና ፡ ክጸሪ ፡ ብመንፈስ ፡ ኪምላእ
   በዚ ፡ ሓደ ፡ ኮይና ፡ ኩላትና ፡ ብሓባር
   "ክብ ፡ ከነብለካ ፡ ብልቢ ፡ ብተግባር" (፪)

፪) ንጽሊ ፡ ኣሎና ፡ ስምዓና ፡ ዎ ፡ ኣምላኽ
   ሓሳብና ፡ ሰሚሩ ፡ ብድሌት ፡ ክንስለፍ
   በዚ ፡ ሓደ ፡ ኮይንና ‘ና ፡ ተደጋገፍና
  "ክብ ፡ ከነብለካ ፡ ብልቢ ፡ ሓቢርና" (፪)

፫) ንጽሊ ፡ ኣሎና ፡ ስምዓና ፡ ዎ ፡ ኣምላኽ
   ፍቕሪ ፡ ክሓድረና ፡ ክንተሓቛቆፍ
   በዚ ፡ ሓደ ፡ ኮይንና ፡ ‘ና ፡ ተደናገጽና
   "ክብ ፡ ከነብለካ ፡ ሃልሃል ፡ እናበልና" (፪)