ነፍሰይ ፡ ቆይማ’ላ (Nefsey Qoymala)

From WikiMezmur, the free amharic mezmur lyrics database.
ዘልለው ለመሔድ፦ የማውጫ ቁልፎች, ፍለጋ
ሌሎች ፡ የድሮ ፡ መዝሙሮች
(Other Classic Mezmur Lyrics)

፩) ነፍሰይ ፡ ቆይማ’ላ ፡ ኣብ ፡ ቅድሜኻ
   ጽምኣታ ፡ ኣርዊ ፡ ብመንፈስካ
   ምልኣያ ፡ ብመንፍስ ፡ ቅዱስ
   ኣብ ፡ ዕዮታትካ ፡ ክትገግህ

፪) ዎ ፡ ኣምላኽ ፡ ንልምነካ
   ንዓ ፡ ባርኽ ፡ መጓሴኻ
   ንዘይመጹ ፡ ኣብ ፡ ደመቤኻ
   ንምብጽሖም ፡ ኣኽእል ፡ ኢኻ

፫) ንዚመጽእ ፡ መዓልትታትና
   መታን ፡ ከነኽብር ፡ ስምካ
   ብእምነት ፡ ብተስፋ ፡ ፍቕሪ
   ኣልብሰና ፡ ንዓ ፡ ሕጂ