ነፍሰይ ፡ ድሒና ፡ ይመስገን (Nefsey Dehina Yemesgen)

From WikiMezmur, the free amharic mezmur lyrics database.
ዘልለው ለመሔድ፦ የማውጫ ቁልፎች, ፍለጋ
Broom.png ይህ ፡ ጽሑፍ ፡ ገና ፡ አልተረጋገጠም ። እርማቶች ፡ ሊያስፈልጉት ፡ ይችላል ። ከቻሉ ፡ እርስዎ ፡ ያሻሽሉት
ሌሎች ፡ የድሮ ፡ መዝሙሮች
(Other Classic Mezmur Lyrics)

፩) ሰላም ፡ ከም ፡ ወሓዚ ፡ ልበይ ፡ የርዊ
ሓዘን ፡ ከም ፡ ማዕበል ፡ ‘ተመጸ
ሽግረይ ፡ ብርቱዕ ፡ ይምህረኒ ፡ የሱስ
ንምባል ፡ ድሒነ ፡ ይመስገን

ተደጋሚ፦ ብየሱስ ፡ ኣሚነ
ህይወተይ ፡ ድሒና
ይመስገን

፪) ፈተና ፡ ሽግር ፡ ብጸላኢ ፡ ነፍሰይ ፡ ምስ ፡ ዚመጸኒ
እሃድእ ፡ ድኻመይ ፡ ይርእዮ ፡ ባዕሉ ፡ መድሕነይ
ህይወቱ ፡ ኣብ ፡ ክንዳይ ፡ ዘሕለፈ

ተደጋሚ፦ ብየሱስ ፡ ኣሚነ
ህይወተይ ፡ ድሒና
ይመስገን

፫) ሓጥያተይ ፡ ኩሉ ፡ ተደምሲሱለይ
ዘገርም ፡ ጸጋ ፡ ኣምላኸይ
ንኹሉ ፡ ጾረይ ፡ ኣብ ፡ መስቀል ፡ ኣብጽሖ
ይመስገን ፡ ይመስገን ፡ መድሕነይ

ተደጋሚ፦ ብየሱስ ፡ ኣሚነ
ህይወተይ ፡ ድሒና
ይመስገን

፬) ዎ ፡ ኣምላኽ ፡ እምነተይ ፡ ኣደልድለለይ
ጸልማት ፡ ይጠቕለል ፡ ብኹሉ
መለኸት ፡ ይህረም ፡ ጎይታ ፡ ይምለስ
ሃሌሉያ ፡ ኣምላኽ ፡ ይመስገን

ተደጋሚ፦ ብየሱስ ፡ ኣሚነ
ህይወተይ ፡ ድሒና
ይመስገን