ምሥጋና ፡ ይግብአካ ፡ ፈቃር ፡ ጎይታ (Mesgana Yegebaka Feqar Goyta)

From WikiMezmur, the free amharic mezmur lyrics database.
ዘልለው ለመሔድ፦ የማውጫ ቁልፎች, ፍለጋ
ሌሎች ፡ የድሮ ፡ መዝሙሮች
(Other Classic Mezmur Lyrics)

፩) ፈጣሪ ፡ ናይ ፡ ሰማይ ፡ ፈጣሪ ፡ ናይ ፡ ዓለም ፡ እንከሎኻ
ንምድሓነይ ፡ ክትብል ፡ ኣብ ፡ መብልዕ ፡ ማል ፡ ሥጋ ፡ ለበስካ

ተደጋሚ፦ ምሥጋና ፡ ይ ፡ ግብ ፡ ኣካ ፡ ፈቃር ፡ ጎይታ (፪x)

፪) ምሉእ ፡ ዕድሜኻ ፡ ጽቡቕ ፡ ናገበርካ ፡ ዝዞርካ
ንኹሎም ፡ ጥፋኣት ፡ ጥኡም ፡ ብስራት ፡ ዝነገርካ

ተደጋሚ፦ ምሥጋና ፡ ይ ፡ ግብ ፡ ኣካ ፡ ፈቃር ፡ ጎይታ (፪x)

፫) ብሓጢኣተይ ፡ ንዝተዓጽወ ፡ ደገ ፡ ናይ ፡ ሰማይ
ኣብ ፡ መስቀል ፡ ሞት ፡ ተሰቐልካ ፡ ፈቲኻ ፡ ክትከፍተለይ

ተደጋሚ፦ ምሥጋና ፡ ይ ፡ ግብ ፡ ኣካ ፡ ፈቃር ፡ ጎይታ (፪x)

፬) ንሓይሊ ፡ ናይ ፡ ሞት ፡ ብሓይሊ ፡ ሥልጣንካ ፡ ስዒርካ
ምእንቲ ፡ ጽድቀይ ፡ ኢልካ ፡ ካብ ፡ መቓብር ፡ ተንሳእካ

ተደጋሚ፦ ምሥጋና ፡ ይ ፡ ግብ ፡ ኣካ ፡ ፈቃር ፡ ጎይታ (፪x)

፭) ናብ ፡ ሰማይ ፡ ዓሪግካ ፡ኣብ ፡ የማን ፡ ናይ ፡ ኣም ፡ ምስ ፡ ከበርካ
ዘኽቲመ ፡ ከይተርፍ ፡ ንመንፈስ ፡ ቅዱስ ፡ ዝለኣኽካ

ተደጋሚ፦ ምሥጋና ፡ ይ ፡ ግብ ፡ ኣካ ፡ ፈቃር ፡ ጎይታ (፪x)

፮) በዚ ፡ ኣይድረትን ፡ ዝገበርካለይ ፡ ዓብዪ ፡ ፍቕሪ
ክትምለስ ፡ ኢኻ ፡ ናብ ፡ ሓጐስ ፡ ቤትካ ፡ ክትወስደኒ

ተደጋሚ፦ ምሥጋና ፡ ይ ፡ ግብ ፡ ኣካ ፡ ፈቃር ፡ ጎይታ (፪x)