ክቀርብ ፡ ድየ ፡ አበኸ ፡ ብዘይ ፡ ሐንቲ ፡ ነፍሲ (Kqerb Deye Abehe Bzey Hanti Nefsi)

From WikiMezmur, the free amharic mezmur lyrics database.
ዘልለው ለመሔድ፦ የማውጫ ቁልፎች, ፍለጋ
ሌሎች ፡ የድሮ ፡ መዝሙሮች
(Other Classic Mezmur Lyrics)

ክቀርብ ፡ ድየ ፡ አበኻ ፡ ብዘይ ፡ ሐንቲ ፡ ነፍሲ
ንዘውድኸ ፡ ተጸብቆ ፡ ዝኸበረት ፡ ዕንቁ
አንቂደ ፡ ጐይታ ፡ ክትንስእ
ምርሓኒ ፡ ቃልክ ፡ ክዘርእ
ሽዑ ፡ ትኸብር ፡ ንስኻ ፡ እሕጐስ ፡ ባርያኸ

አብ ፡ ዙርያይ ፡ ቆላሕ ፡ ተበልኩ ፡ ጥፏት ፡ እርኢ
ንኽበጽሖም ፡ ግን ፡ የሱስይ ፡ ይውሕደኒ ፡ ዓቅሚ
ብቅዱስ ፡ ትብዓት ፡ ምልአኒ
ክጥሕስ ፡ ነቲ ፡ ኸልከሊ
ሽዑ ፡ ከበስሮም ፡ እየ ፡ ቃልካ ፡ ዝሃብከኒ

ዝኸድካዮ ፡ ኩሉ ፡ አሰር ፡ ንምድላይ ፡ ጥፉአት
ሓግዘኒ ፡ ብኡ'ቢለ ፡ አነ'ውን ፡ ክጉዓዝ
ዝኒበረካ ፡ ድንጋጸ
አባይ ፡ ኩሉ ፡ 'ተሰረጸ
ሽዑ ፡ ክነቅል'የ ፡ ባዕለይ ፡ ብድላይ ፡ መሪጸ

ክቅርብ ፡ ድየ ፡ አባኸ ፡ ብዘይ ፡ ሓንቲ ፡ ነፍሲ
ንዘውድኻ ፡ ተጽብቆ ፡ ዝኸበረት ፡ ዕንቁ
አንቂዶ ፡ ጐይታ ፡ ክትንስእ
ምርሓኒ ፡ ቃልከ ፡ ክዘርእ
ሽዑ ፡ ትኸብር ፡ ንስኻ ፡ እህጐስ ፡ ባርያኸ

መዝሙር ፡ እምነት ፡ ቁ. 52