ከየባተኽካ ፡ ጸሊ (Keyebatekhka Tseli)

From WikiMezmur: Mezmur Lyrics
Jump to: navigation, search
ሌሎች ፡ የድሮ ፡ መዝሙሮች
(Other Classic Mezmur Lyrics)

፩) ከየባተኽካ ፡ ጸሊ ፡ ኣብ ፡ ግዜ ፡ ጸበባ
   ፍቕሪ ፡ ኣምላኽ ፡ ሓይሉ ፡ ናባኻ ፡ ኣድህቦ

፪) ከየባተኽካ ፡ ጸሊ ፡ ኣብ ፡ ግዜ ፡ ራዕድኻ
   ጸጋ ፡ ኣምላኽ ፡ ትብዓቱን ፡ ይህቦ ፡ ንዓኻ

፫) ከየባተኽካ ፡ ጸሊ ፡ ኣብ ፡ ግዜ ፡ ራዕድኻ
   ጸጋ ፡ ኣምላኽ ፡ ትብዓቱን ፡ ይህቦ ፡ ንዓኻ