ክትከውን ፡ ንስኻ ፡ ንዓኻ ፡ ጥራይ (Ketkewen Neseha Neaha Teray)

From WikiMezmur, the free amharic mezmur lyrics database.
ዘልለው ለመሔድ፦ የማውጫ ቁልፎች, ፍለጋ
Broom.png ይህ ፡ ጽሑፍ ፡ ገና ፡ አልተረጋገጠም ። እርማቶች ፡ ሊያስፈልጉት ፡ ይችላል ። ከቻሉ ፡ እርስዎ ፡ ያሻሽሉት
ሌሎች ፡ የድሮ ፡ መዝሙሮች
(Other Classic Mezmur Lyrics)

ክትከውን ፡ ንስኻ ፡ ንዓኻ ፡ ጥራይ ፡ ጐይታ ፡ ክገብረካ
ክትከውን ፡ ንስኻ ፡ ንዓኻ ፡ ጥራይ ፡ ንጉሥ ፡ ክገብረካ

እሸመካ ፡ ኣለኹ ፡ ኣብ ፡ ልበይ
እሸምካ ፡ ሃሃ
ግዛእ፡ እብለካ ፡ ግዛእ
ግዛእ ፡ እብላካ ፡ ኣሃሃ

ሸለል ፡ ከየጥቃዓኒ ፡ ብፀጋኻ ፡ ርድኣኒ
ዝተዋህበኒ ፡ ሕይወት ፡ ከምዘይብሉ ፡ መመዘኒ
ዝተኸፍለለይ ፡ ዋጋ ፡ ከምዘይብሉ ፡ መመጠኒ
ኣርጊጸ ፡ ክፈልጦ ፡ ናይ ፡ ልበይ ፡ ክርድኦ
ኣዒንተይ ፡ ኣብርሃለይ ፡ ቃልካ ፡ ግለጸለይ
ክንዲ ፡ ዘድሕነኒ ፡ ንፍርዲ ፡ ከይኮነኒ
ፍፁም ፡ ከይኩንነኒ

ዘመነይ ፡ ንዓኻ ፡ ጥራይ
ምንባረይ ፡ ንዓኻ ፡ ጥራይ

ክትከውን ፡ ንስኻ ፡ ንዓኻ ፡ ጥራይ ፡ ጐይታ ፡ ክገብረካ
ክትከውን ፡ ንስኻ ፡ ንዓኻ ፡ ጥራይ ፡ ንጉሥ ፡ ክገብረካ

እሸመካ ፡ ኣለኹ ፡ ኣብ ፡ ልበይ
እሸምካ ፡ ሃሃ
ግዛእ ፡ እብለካ ፡ ግዛእ
ግዛእ ፡ እብለካ ፡ ግዛእ