ክብሪ ፡ ምሥጋና (Kebri Mesgana)

From WikiMezmur, the free amharic mezmur lyrics database.
ዘልለው ለመሔድ፦ የማውጫ ቁልፎች, ፍለጋ
ሌሎች ፡ የድሮ ፡ መዝሙሮች
(Other Classic Mezmur Lyrics)

፩) ክብሪ ፡ ንህበካ ፡ ዎ ፡ የሱስ ፡ ዓርክና
ጸጋ ፡ እንሃብካ ፡ ኣብዚ ፡ ዘብጻሕካና
ክብሪ ፡ ንህበካ ፡ መፍቀሪና

ተደጋሚ፦ ክብሪ ፡ ምሥጋና
ውዳስ ፡ ምስ ፡ ግርማ
ይኹን ፡ ናኣኻ ፡ ፈጣሪና (፪x)

፪) ብቕድሚት ፡ መራሒ ፡ ካብ ፡ ኩሉ ፡ ዕንቅፋት
ብድሕሪት ፡ ኮብኳቢ ፡ ካብ ፡ መስፋን ፡ ናይ ፡ ጸልማት
ምሥጋና ፡ ይብጻሕካ ፡ እሙን ፡ ኣምላኽ

ተደጋሚ፦ ክብሪ ፡ ምሥጋና
ውዳስ ፡ ምስ ፡ ግርማ
ይኹን ፡ ናኣኻ ፡ ፈጣሪና (፪x)

፫) ካብኩሉ ፡ ንፈልጦ ፡ ካብ ፡ ዘይንፈልጦውን
ድንገት ፡ ሥጋ ፡ ነፍሲ ፡ ንሕይወት ፡ ዜማስን
ዘድ ፡ ሓንካ ፡ ብሩኽ ፡ ኣምላኽና ፡ ነመስግን

ተደጋሚ፦ ክብሪ ፡ ምሥጋና
ውዳስ ፡ ምስ ፡ ግርማ
ይኹን ፡ ናኣኻ ፡ ፈጣሪና (፪x)