Tigrinya/Classics/Hlawnetka

From WikiMezmur, the free amharic mezmur lyrics database.
ዘልለው ለመሔድ፦ የማውጫ ቁልፎች, ፍለጋ

{{Classic |ርዕስ=ህላውነትካ |Title=Hlawnetka |ቋንቋ=ትግርኛ |Language=Tigrinya |Lyrics=

ተመላለስ ኣብዚ ጉባኤ ዎ ብሩኽ መንፈስ ቅዱስ ውረሰኒ ኩልንትናይ ተንክፍ ሕለፍ ብሂወተይ ዎ ብሩኽ መንፈስ ቅዱስ

ከይተንከፍክቅኒ ከይዳህሰስካኒ ከቶይምለስን ናብዝመጻእክዎ ምድህሳስካ ዩ ምትንካፍካዩ ነብሰይ ትደልዮ

ከይተንከፍካኒ ከይዳህሰስካኒ ከቶይትስእን ካብዝወደቅክዎ ምድህሳስካ ዩ ምትንካፍካዩ ነብሰይ ትደልዮ

ተንክፈኒ ዳህስሰኒ ሕለፈኒ

ኣቤት ህላውነትካ ክንደይ ይጥዕም ኣቤት ምሳካ ሙካን ክንደይጥዕም ኣቤት ምሳካ ምውዓል ክንደይ ይጥዕም

ከመይ ድየ ዘፍቅሮ ከመይ ድየ ዝፈትዎ ከመይ ድየ ሃረር ዝብሎ ከመይድየ ዝናፍቆ ኣብቅድሚ ገጽካ ናይ ሓጎስ ጽጋብ ኣሎ