ሃሌሉያ ፡ ንጸጋኻ (Haleluya Netsegaka)

From WikiMezmur: Mezmur Lyrics
Jump to: navigation, search
ሌሎች ፡ የድሮ ፡ መዝሙሮች
(Other Classic Mezmur Lyrics)

፩) ክብሪ ፡ ንኣምላኽ ፡ ስለ ፡ ህያብ ፡ ወዱ
ከድሕን ፡ ህይወትና ፡ ኣብ ፡ መስቀል ፡ ሞይቱ

ተደጋሚ፦ ሃሌሉያ ፡ ንጸጋኻ ፡ ሃሌሉያ ፡ ኣሜን
ሃሌሉያ ፡ ንኽብርኻ ፡ ኣተንስኣና

፪) ክብሪ ፡ ንስሙ ፡ ዝሞተልና ፡ ገንሸል
ኣበሳና ፡ ጾይሩ ፡ ሓጥያትና ፡ ዘንጽህ
 
ተደጋሚ፦ ሃሌሉያ ፡ ንጸጋኻ ፡ ሃሌሉያ ፡ ኣሜን
ሃሌሉያ ፡ ንኽብርኻ ፡ ኣተንስኣና
 
፫) ንህይወትና ፡ ሕጂ ፡ ንዓ ፡ ‘ነቓቕሕ
መንፈስካ ፡ ኣዝንበልና ፡ ፍቕሪ ፡ ክንመልእ
 
ተደጋሚ፦ ሃሌሉያ ፡ ንጸጋኻ ፡ ሃሌሉያ ፡ ኣሜን
ሃሌሉያ ፡ ንኽብርኻ ፡ ኣተንስኣና