ግሩም ፡ ሰላም (Girum Selam)

From WikiMezmur, the free amharic mezmur lyrics database.
ዘልለው ለመሔድ፦ የማውጫ ቁልፎች, ፍለጋ
ሌሎች ፡ የድሮ ፡ መዝሙሮች
(Other Classic Mezmur Lyrics)

፩) ናብ ፡ የሱስ ፡ ምስ ፡ መጻእኩ ፡ ረኺበ
   ግሩም ፡ ሰላም (፪)
   ማዕበል ፡ ብቑጥዓኡ ‘ንተ ፡ መጸ
   ኣሎኒ ፡ ሰላም (፪)

ተደጋሚ፦ ሰላም ፡ ግሩም ሰላም
ሰላም ፡ ክቡር ፡ ሰላም
የሱስ ፡ ካብ ፡ ዘድሕና ፡ ነፍሰይ
ኣሎኒ ፡ ሰላም

፪) ሰላም ፡ ከም ፡ ዓሚቕ ፡ ሰፊሕ ፡ ወሓዚ
   ግሩም ፡ ሰላም (፪)
   ነፍሰይ ፡ ኣዕሪፋ ፡ ኣብ ፡ ሓጎስ ፡ ኣምላኽ
   ኣሎኒ ፡ ሰላም (፪)

ተደጋሚ፦ ሰላም ፡ ግሩም ሰላም
ሰላም ፡ ክቡር ፡ ሰላም
የሱስ ፡ ካብ ፡ ዘድሕና ፡ ነፍሰይ
ኣሎኒ ፡ ሰላም

፫) ሰላም ፡ ከም ፡ ቅዱስ ፡ ዘይስፈር ፡ ህድኣት
   ግሩም ፡ ሰላም (፪)
   ከም ፡ ናይ ፡ ወጋሕታ ፡ ናይ ፡ ሓጎስ ፡ ድምጺ
   ኣሎኒ ፡ ሰላም (፪)

ተደጋሚ፦ ሰላም ፡ ግሩም ሰላም
ሰላም ፡ ክቡር ፡ ሰላም
የሱስ ፡ ካብ ፡ ዘድሕና ፡ ነፍሰይ
ኣሎኒ ፡ ሰላም

፬) ብየሱስ ፡ ምረት ፡ ሓጥያት ፡ ኣልጊሱ
   ግሩም ፡ ሰላም (፪)
   ንነፍሰይ ፡ ኣድሒኑ ፡ ምስ ፡ ኣንጽሄ
   ኣሎኒ ፡ ሰላም (፪)

ተደጋሚ፦ ሰላም ፡ ግሩም ሰላም
ሰላም ፡ ክቡር ፡ ሰላም
የሱስ ፡ ካብ ፡ ዘድሕና ፡ ነፍሰይ
ኣሎኒ ፡ ሰላም