፩) ገፋፋይ ፡ ሰብ ፡ ክገብረካ ፡ ክገብረካ ፡ ክገብረካ ገፋፋይ ፡ ሰብ ፡ ክገብረካ ፡ እንተስዓብካ እንተስዓብካ ፡ እንተስዓብካ ፡ ገፋፋይ ፡ ሰብ ፡ ክገብረካ እንተስዓብካ ፪) ቃሉ ፡ ኣንብብ ፡ ንቓሕ ፡ ጸሊ ፡ ንቓሕ ፡ ጸሊ ፡ ንቓሕ ፡ ጸሊ ቃሉ ፡ ኣንብብ ፡ ንቓሕ ፡ ጸሊ ፡ ጸጋ ፡ ክትረክብ ጸጋ ፡ ኽትረክብ ፡ ጸጋ ፡ ኽትረክብ ፡ ዋሉ ፡ ኣንብብ ንቃሕ ፡ ጸሊ ፡ ጸጋ ፡ ክትረክብ