ፍቓድካ ፡ ይኹን (Feqadeka Yehun)

From WikiMezmur, the free amharic mezmur lyrics database.
ዘልለው ለመሔድ፦ የማውጫ ቁልፎች, ፍለጋ
ሌሎች ፡ የድሮ ፡ መዝሙሮች
(Other Classic Mezmur Lyrics)

፩) ፍቕድካ ፡ ይኹን ፡ እብል ፡ ጎይታ ፡ ብዝበጽሓኒ ፡ ጓሂ ፡ ተድላ
ዝፈቐድካዮ ፡ ኩሉ ፡ ንኣይ ፡ ንጥቕመይ ፡ እዩ ፡ ከኣ ፡ ሰናይ

፪) ፍቓድካ ፡ ይኹን ፡ እብል ፡ ጎይታ ፡ ናብ ፡ ትልእከኒ ፡ ኩሉ ፡ ቦታ
ምድረበዳ ፡ ትኹን ፡ ወይ ፡ ገነት ፡ ብሕጉስ ፡ ፍቓድ ፡ ጎይታ ፡ እዘዝ

፫) ፍቓድካ ፡ ይኹን ፡ እብል ፡ ጎይታ ፡ ምስ ፡ ኣኸለ ፡ ሰዓት ፡ ፈነዋ
እናዘመርኩ ፡ መዝሙር ፡ ደስታ ፡ ነፍሰይ ፡ ኣብ ፡ ኢድካ ፡ አማዕቁባ

፬) ምስ ፡ ቀረብኩ ፡ ኣብቲ ፡ ዝፋንካ ፡ ትገልጸለይ ፡ ኩሉ ፡ ፍቓድካ
ሽዑ ፡ እሕጎስ ፡ ንኽብርኻ ፡ ስለ ፡ ዘስመርኩ ፡ ንፍቓድካ

፭) ምስ ፡ ኣዕረፍካኒ ፡ ኣብ ፡ ሰላምካ ፡ ዓስበይ ፡ እረክብ ፡ ካብ ፡ ፍቕርኻ
ዎ ፡ ዘይተዳሉ ፡ ወሃብ ፡ ዓስቢ ፡ ትሽልመኒ ፡ በኽሊል ፡ ጽድቂ