ኣብ ፡ ጸበባ ፡ መዕቆቢና (Ab Tsebeba Meiqobina)

From WikiMezmur, the free amharic mezmur lyrics database.
ዘልለው ለመሔድ፦ የማውጫ ቁልፎች, ፍለጋ
ሌሎች ፡ የድሮ ፡ መዝሙሮች
(Other Classic Mezmur Lyrics)

፩) ጽኑዕ ፡ ከውሒ ፡ የሱስና’ዩ
   ኣብ ፡ ጸበባ ፡ መዕቆቢና
   ኣብ ፡ ሽጋርና ፡ ዘህድኣና
   ኣብ ፡ ጸበባ ፡ መዕቆቢና

ተደራሚ፦ የሱስ ፡ መድሓኒና ፡ ጽኑዕ ፡ ከውልና
ኣብ ፡ ጸበባ ፡ መዕቆቢና
‘ቲ ፡ ጥንታዊ ፡ ከውሒ ፡ የሱስ ፡ መድሓኒ
ኣብ ፡ ጸበባ ፡ ጽኑዕ ፡ ከውሒ

፪) ዕርድና ፡ ኣምላኽ ፡ ጽላልና
ኣብ ፡ ጸበባ ፡ መዕቆቢና
ኣየርዕዱን ፡ ጸላእትና
ኣብ ፡ ጸበባ ፡ መዕቆቢና

ተደራሚ፦ የሱስ ፡ መድሓኒና ፡ ጽኑዕ ፡ ከውልና
ኣብ ፡ ጸበባ ፡ መዕቆቢና
‘ቲ ፡ ጥንታዊ ፡ ከውሒ ፡ የሱስ ፡ መድሓኒ
ኣብ ፡ ጸበባ ፡ ጽኑዕ ፡ ከውሒ

፫) እንተ ፡ ሓየለ ፡ ቅልስና
ኣብ ፡ ጸበባ ፡ መዕቆቢና
ኣይንሃድምን ፡ ካብ ፡ የሱስና
ኣብ ፡ ጸበባ ፡ መዕቆቢና

ተደራሚ፦ የሱስ ፡ መድሓኒና ፡ ጽኑዕ ፡ ከውልና
ኣብ ፡ ጸበባ ፡ መዕቆቢና
‘ቲ ፡ ጥንታዊ ፡ ከውሒ ፡ የሱስ ፡ መድሓኒ
ኣብ ፡ ጸበባ ፡ ጽኑዕ ፡ ከውሒ

፬) ቀርኒ ፡ ምድሓን ፡ ጽኑዕ ፡ ዋልታ
   ኣብ ፡ ጸበባመዕቆቢና
   ፍጡን ፡ ረድኤት ፡ ኩነና
   ኣብ ፡ ጸበባ ፡ መዕቆቢና

ተደራሚ፦ የሱስ ፡ መድሓኒና ፡ ጽኑዕ ፡ ከውልና
ኣብ ፡ ጸበባ ፡ መዕቆቢና
‘ቲ ፡ ጥንታዊ ፡ ከውሒ ፡ የሱስ ፡ መድሓኒ
ኣብ ፡ ጸበባ ፡ ጽኑዕ ፡ ከውሒ