አብ ፡ ሰማይ ፡ አቦ'ሎኒ (Ab Semai Abbo'Loni)

From WikiMezmur, the free amharic mezmur lyrics database.
ዘልለው ለመሔድ፦ የማውጫ ቁልፎች, ፍለጋ
ሌሎች ፡ የድሮ ፡ መዝሙሮች
(Other Classic Mezmur Lyrics)

አብ ፡ ሰማይ ፡ አቦ'ሎኒ (፫x)
ሥሙ ፡ ግሩም ፡ መካር ፡ መስፍን ፡ ሰላም ፡ መድሓኒ

አብ ፡ ልበይ ፡ ተወሊዱ (፫x)
ሥሙ ፡ ግሩም ፡ መካር ፡ መስፍን ፡ ሰላም ፡ መድሓኒ

ከም ፡ ሓጥያተይ ፡ ዘይፈድየኒ ፡ ብኽቡር ፡ ደሙ ፡ ዝዓደገኒ
አብ ፡ ሰማይ ፡ አቦ'ሎኒ
ሥሙ ፡ ግሩም ፡ መካር ፡ መስፍን ፡ ሰላም ፡ መድሓኒ

ብበደለይ ፡ ዘይጸልአኒ ፡ ብፍፁም ፡ ዘይመንወኒ
አብ ፡ ሰማይ ፡ አቦ'ሎኒ
ሥሙ ፡ ግሩም ፡ መካር ፡ መስፍን ፡ ሰላም ፡ መድሓኒ

ምስ ፡ ዝደክም ፡ ዘጸንዓኒ ፡ ምስ ፡ ዝወድቅ ፡ ዘተንስአኒ
አብ ፡ ሰማይ ፡ አቦ'ሎኒ
ሥሙ ፡ ግሩም ፡ መካር ፡ መስፍን ፡ ሰላም ፡ መድሓኒ

አብ ፡ መገደይ ፡ ዝመርሓኒ ፡ ኢደይ ፡ ሒዙ ፡ ዘታትየኒ
አብ ፡ ሰማይ ፡ አቦ'ሎኒ
ሥሙ ፡ ግሩም ፡ መካር ፡ መስፍን ፡ ሰላም ፡ መድሓኒ

እሙን ፡ ዓርኪ ፡ ዝኾነኒ ፡ ድኻ ፡ ኢሉ ፡ ዘይንዕቀኒ
አብ ፡ ሰማይ ፡ አቦ'ሎኒ
ሥሙ ፡ ግሩም ፡ መካር ፡ መስፍን ፡ ሰላም ፡ መድሓኒ