ህላውነትካ

From WikiMezmur, the free amharic mezmur lyrics database.
ዘልለው ለመሔድ፦ የማውጫ ቁልፎች, ፍለጋ

ተመላለስ ኣብዚ ጉባኤ(×፬) ዎብሩኽ መንፈስ ቅዱስ(×፬) ውረሰኒ ኩልንትናይ(×፪) ተንክፍ ሕለፍ ብሂወተይ(×፪) ዎ ብሩኽ መንፈስ ቅዱስ(×፬)

ከይተንከፍክቅኒ ከይዳህሰስካኒ ከቶ ይምለስን ናብዝመጻእክዎ ምድህሳስካ ዩ ምትንካፍካዩ ነብሰይ ትደልዮ

ከይተንከፍካኒ ከይዳህሰስካኒ ከቶ ይትስእን ካብዝወደቅክዎ ምድህሳስካ ዩ ምትንካፍካዩ ነብሰይ ትደልዮ

ተንክፈኒ(×፰) ዳህስሰኒ(×፪) ሕለፈኒ(×፪)

ኣቤት ህላውነትካ ክንደይ ይጥዕም(×፪) ኣቤት ምሳካ ሙካን ክንደይጥዕም(×፪) ኣቤት ምሳካ ምውዓል ክንደይ ይጥዕም(×፪) አቤት ምሳካ ምሕዳር ክንደይ ይጥዕም(×፪)

ከመይ ድየ ዘፍቅሮ ከመይ ድየ ዝፈትዎ(×፩) ከመይ ድየ ሃረር ዝብሎ ከመይድየ ዝናፍቆ(×፪) ኣብቅድሚ ገጽካ ናይ ሓጎስ ጽጋብ ኣሎ(×፫)

ኣቤት ህላውነትካ ክንደይ ይጥዕም(×፪) ኣቤት ምሳካ ሙካን ክንደይጥዕም(×፪) ኣቤት ምሳካ ምውዓል ክንደይ ይጥዕም(×፪) አቤት ምሳካ ምሕዳር ክንደይ ይጥዕም(×፪)