Kokob Abdelkadir

From WikiMezmur, the free amharic mezmur lyrics database.
ዘልለው ለመሔድ፦ የማውጫ ቁልፎች, ፍለጋ
 Kokob Abdelkadir
ብግብርታትካ ተሓጊሰ


እልልልልል እልልልልል /3 ጰኒና ከተባጭው መንፈሰይ ክትሰብሮ ጾረይ እናርኣየት ናብራይ *ተቃልሎ ንስኻ ግን ከም ሰብ ኣይኮንካን ኣምላኸይ መሊስካዮ ለዊጥካዮ ነገረይ ኢደይ ኣብ ኣፎም ኣንቢሮም እቶም ዘባጨውለይ ኢደይ ኣብ ኣፎም ኣንቢሮም ኩሎም መጻረርተይ


ብግብርታትካ ኣሖጊስካኒ ኢኻ’ሞ ብተግባራትካ ኣሖጊስካኒ ኢኻ’ሞ

እልልልልልል እልልል ክብል’የ /4

[ተሓጉሰ እንድየ ተፈሲሐ አንድየ ደስ ኢሉኒ ኣምላኸይ በቲ ዝገበርካለይ] /2

እልልልልልል እልልል ክብል’የ /4 ብኽያተይ ሓዘነይ መከራይ ውርደተይ ተወዲኡ እልልታ ኮይንለይ ሎሚ ዘመን እልልታይ ኮይኑ

እልልታን ምስጋናን ኮይኑ’ሎ መኽፈቲ ኣፈይ ኣብ ክብሪ ኣቐሚጥካስ ብሉጽ ልብሲ ጌርካለይ ክሒስካኒ ዝሞተ ነገረይ ሂወት ሂብካ ቀዲስካዮ መንፈሰይ ሓጎስን ደስታን መሊእካ ሰሓቕ ጌርካላ ቤተይ /2

ክዝምር’የ ክዝምረ /3 ዘመነይ’ዩ ዘመነይ /3 ዝዝምረሉ ዘመነይ /2 ዝከሓሰሉ ዘመነይ /2

ሓፈሩ ጸላእተይ ተዋረዱ ጸላእተይ /2 እልልታ ኮይኑ ቤተይ /4 ሰሓቕ ኮነላ ቤተይ /4

[ዓወት ናተይ’ዩ ናተይ ዓወት ናተይ ናይ ቤተይ] /2 ዓወት ኮነላ ቤተይ /2 ክብሪ ኣተወ ቤተይ /2………